ኣገዳሲ ሓበሪታ
ምምሕዳር ዓዋተ ዳት ካም ኣብ መራከቢ
ብዝሓት ኤርትራውያን
Eritrean Real Political Discussion Group Room ንዕለት
16/5/2010 ሰንበት ምዓልቲ ብናይ ኤሮጳ ኣቋጻጽራ ስዓት 8 ናይ
ንጉሆ ብ ናይ ምዕራባዊ ኣመርካ ኣቋጻጽራ ድማ ስዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ
ተዓዲሞም ኣጋይሽና ኮይኖም መግለጺ ክህቡ ስለ ዝኾኑ ኩሉ ብጉዳይ ሃገሩን ህዝቡን
ዝግደስ ኤርትራዊ ኤርትራዊት ብዘይ ጾታ ፍልልይ ጉዱስን ግድስትን በዛ ኣብ ላዕሊ
ተጠቂሳ ዘላ ማዓልቲ ዕለትን ተካፈልቲ ክትኮኑ/ኮና ምምሕዳር
Eritrean Real Political Discussion Group Room
ብክብሪ
ንዕድመኩም ንዕድመክን። ምምሕዳር ዓዋተ ዳትካም ግልጽነት ዝመልኦ ምስ ህዝቢ ኩፉት ኣኼባ ከካይዱ ዕድመ ብዝተገበረሎም ሰናይ
ድልየቶም ተሓዊስዎ ምስ ህዝቦም ክፉት ኣኬባ ከካይዱን ድሕሪ ባይታ ናቶም ከላልዩን መግለጺ ክህቡን ከምኡ ውን ካብ ህዝቢ
ዝመጽኦም ሕቶታትን ሪቶታትን ለቦዋታትን ክቅበሉ ስለ ዝኾኑ ከምኡ ውን ካብ ተካታተልቲ መርበብ ሓበሬታኦም እንታይ ይጽበዩ ኹሉ
ዘታቃለለ ፍቃደኛታት ስለ ዝኾኑ ንበጻሕቲ
Eritrean Real Political Discussion Group Room ምስ
ሙሉእ ኣኽቡሮት ብትሕትና ንዕድመኩም መታሓሳሰቢ ኣብ
Eritrean Real Political Discussion Group
Room ብጹሑፍ ይኽን ብ MIC ሒዝካ ጸርፍታት ሙቁኑጻብ ኣይ ይፍቀድን
አዩ ብድሓን ምጽኡ።
|