Eritrean National Council
for Democratic Change
Regional Office of North
America
Bay Area Committee
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ
IMPORTANT PUBLIC MEETING
ገዲም ተቓላሳይን ጸሓፊ ህብብቲ መጽሓፍ "ትልሚ
ንዘርኢ ክርዳድ” አቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ዝገበሮ ዕውት ዑደቱ፡ እንሆ ሕጂ እውን ብጠለብ ደለይቲ ፍትሒ
ኤርትራውያን ኣገዳስን እዋናውን ርክባት : ምስ ህዝቢ ንምክያድ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክዘውር እዩ። ቐዳማይ ዑደቱ ንዕለት 30 ሰነ: June 30, 2012 ኣብ ቤይ
ኤርያ ካልፎርንያ ክጅምር እዮ። ኩሉ ደላይ ሰላም ኤርትራዊ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ቦታን ንኽመጽእ ብኽብሪ ንዕድም።
As a continuation to his successful Tour in Europe, MR. REDIE MEHARI-ALENA
is conducting tour
to several cities in the United States of America. His first tour will take
place in Oakland, California.
All peace loving Eritreans are invited to attend on the indicated date and
address below.
ኣኼባ ዝካየደሉ ኣብ ከተማ ኦክላንድ (Oakland) ኮይኑ
ኣድራሻ
Summit Hospital Conference Room
400 Hawthorne Ave., Oakland, Ca 94609 (Telegraph & Hawthorne)
ዕለት
June 30, 2012
ዝጅመረሉ ግዜ 2፡00 PM
መእተዊ $10.00 (ንተማሃሮን ሓደስቲ ስደተኛታትን ብነጻ)
(Students and new arrivals are free)
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስወኣትና!!
ብደሓን ምጹ
ኣዳለውቲ ሽማግለ
|