Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚድላንድ ( ዓ&#47
أخبار

ENCD March 2011.jpg

Midland Vot 2011.jpg

ወኪል ኤርትራዊ  ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ ዳንኤል ወልደትንሳኤ ዝመረሖን ኣባላት ፈጻሚት ሽማግሌ ጨንፈር ሚድላን ዘማእከልዎ ኣብ በርሚንጋሃም ብዕለት 15.10.2011 ኣኼባ ኣካይዶም። ብመጀመሪያ ሕጋውነት ኣኼባ ንምምላእ እቲ ቁጽሪ እኹል ሙኻኑ፡ ማለት 36 ካብ 49 ዝተመዝገቡ ኣባላት ኣብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምስታፎም ሕጋውነት ኣኼባ ምስ ኣረጋገጹ ብናይ ሓባር ውሳኔ ድማ ኣብዘን ዝስዕባ ክልተ መደባት ተሰማሚዖም፦

1.     እቲ ብገለ ገለ ኣባላት ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ዝተፈጸመ ዘይሕጋውን ዘይሓላፍነታውን ተግባራት ውዱቕ ንምግባር፡

2.    ንዞባ ማእከል (ሚድላንድ) ወኪሎም ኣብ ጉባኤ ዝሳተፉ ኣባላት ንምምራጽ።

Midland Vot 2011 B.jpgMidland Vot 2011 A.jpg

እቲ ዘይሕጋዊ መጸዋዕታ ናይ ዕለት 01.10.2011ን 08.10.2011 ብዘይ ኣፍልጦ ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ዝተገብረ መጸዋዕታ ብምንባሩ እቶም ኣኼበኛታት ብሙሉእ ድምጺ ውዱቕ ድሕሪ ምግባር ሙልእ ሕግን ግሉጽነትን ዘማለኤ ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ክልተ ሰባት መሪጸም። ንሳቶም ድማ፦

1.     ስዒድ ዓብደልሃዲ ጀውሃር

2.    መንእሰይ ኢሳቕ ክፍለ ማርያምን እዮም።

ከምኡውን  ኣባ ሃብተማርያምን  ሸኽ ማሓመድ ጁምዓን ከም መራሕቲ ሃይማኖት መጠን፡ ንሚድላንድ ወኪሎም ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ንኽሳተፉ መታን ዕድል ክዋሃቦም ኣኼበኛታት ለበዋታቶም ኣማሓላሊፎም።  ኣብ መጨረሽታ፡ እቲ ኣኼባ ቅጥዕታተ ናይ ኮሚሽን ዘማለኤ ምሉእ ዶሞክራሲያዊ ሓዘል ኣኼባ ብምንባሩ ኮሚሽነር ዳኒኤል ወልደትንሳኤ ደገፉ ገሊጹ።

ዓወት ንኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን (ሚድላንድ)

15.10.2011

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,288,412 وقت التحميل: 0.19 ثانية