Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
18/10/1445 (26 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ተሳትፎ ደ&#467
أخبار

ENCD March 2011.jpg

ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ወሳኒ’ዩ!!

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ደቂ ኣንስትዮ ከም ፍርቂ ኣካል ሕብረተሰብ ጥራይ ዘይኮነስ፡  ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘርኣይኦ ጅግንነታዊ ቅያታት ክዕቐብ ዝግብኦ ዘኩርዕ ታሪኽ ምዃኑ ይኣምን። ግደን ኣበርክቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምዕዋት እቲ ዝሓለፈ ታሪኻዊ ሃገራዊ ዋዓላ’ውን ዓቢ እጃም ከምዝነበረ ይዝኸር፡፡ ሕጂ’ውን ኣብዚ ብርቱዕ ሃንቐውታ ዝግበረሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ምቅልጣፍ ደሞክራስያዊ ለውጥን ብዘይተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ዕውት ክኸውን ከም ዘይኽእል ይግንዘብ።

EDNC 2011.jpg

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ካብዚ ጽኑዕ እምነት ብምብጋስን፡ ነቲ ዝሓለፈ ኣውንታዊ ተመክሮ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ግምት ብምእታው ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ብውሕዱ 30% ክኸውን ምውሳኑ ዝፍለጥ’ዩ። ነዚ መሰረት ብምግባር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከባብን ቦታ ምርጫታትን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ወሳኒ ምዃኑ ብምእማን ጥራይ ዘይኮነስ ኣገዳስነቱ ብምርዳእ፡ ብትኩረት ክስርሓሉ ይሕብር።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ርእሰ ኣኽእሎ ጋህዲ ንምግባርን፡ ሓባራዊ ትልሚ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽን ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ዜጋታት ነቲ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ታሪኻዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ኩሉ ዓቕምታቶም ዝፍቕዶ ህጹጽ ቍጠባዊ ሓገዝ ከበርክት ሃገራዊ ኮምሽን ይጽውዕ፡፡ እቲ ዝብርከት ቁጠባዊ ሓገዝ አብ ከባቢኩም ንዘለዉ ኮምሽነራት ወይ ተሓጋገዝቲ ህዝባዊ ሽማግለታት ክወሃብ ወይ’ውን አብ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ኮምሽን www.encdc.com ብቀጥታ ወፈያኩም ክትስዱ ከምትኽእሉ ይሕብር፡፡

ሎሚ’ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!! 

ኣብ ኤርትራ ምልኪ ፈሪሱ ሕጊ ይንገስ!!

ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትና!!

 ፈጻሚ ኣካል

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

10 ጥቅምቲ 2011

WWW.ENCDC.COM

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,442,420 وقت التحميل: 0.28 ثانية