Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
18/10/1445 (26 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ  አራጋገጹ ሓርነት ዝ&#46
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ  አራጋገጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

1.ቀዳማይ ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኤ.ዲ .ኪ ዝድምዕ ስራሕ ስርሑ

(ስራዊትኩም ሓናፊጽኩም ነስመራ ኣምርሑ)

ኤረትራ ትነብዕ ኣላ ደም

መሪርዋ ገልታዕታዕ ሕሰም

ዘዝወለደቶም ተገፊፎም

መንእሰያትና ተገፊዖም

መድሕን ሲኢኖም

ካብ ጃንዳ ዘጋላግሎም

ባርነት ደም ጥዒምዎም

ያኣክል ቛሕ ሰም

እንዳ ሰማዕካ እዚኩሉ ሕሰም

ያኣክል ዝፈሰሰ ድም

ንድሕነታ ህዝባ ንቃዳደም

ኣብ መበል 50 ዓመት ኢዩበልዩም

ሽግራ ህዝብና ክድምደም።

ሾሞንተ ኣዛብእ ታሻዓዮም ጋውና

የጽንትዎም ኣለዉ ንመንእሰይና

ነድሕኖባ ንህዝብና ዓጥቕና

ምጥምማት ገዲድና

ከም ሓዊ ለይቶ ውልዕ ጥፍእ ይትረፈና

ብጀካ ጃንዳ ካልእ ጸላኢማዓስ ኣሎና

ጸረ ዑሱባቱ ንወርውሮ ብርዕና

ኣብ ዘዝለናዩ ኮና

ኤረትራዊያን ኩሉና።

ኤረትራዊ ከይትባሃል እንታዋይ

ተላዓል ኣስላማይ ክስታናይ

ንኢሰያስ ምስ ጭፍርኡ ንምእላይ

ካብ መንግስቱ ይከፍእ ቲ ጣልማይ

ሓቂ እዩ ኣይኮነን ጽውጽዋይ

ኣታ ትሕሱ ግበር ጠባይ

ዘይሓረሶ ዝበልዕ ከም ኣህባይ

ኤርትራዊየ ባሃላይ

ኣይትኹን ናይ ዲክታቶር አገልጋላይ።

እንዳ ተኣሰሩ ሸኽ ምስ ፈላሲ

ንሕጊ ኣልቦ ኣይተሳሲ፡

(ስለቲ)

ነጻነቱ ዘምጸኤ ብደሙ ህዝቢ

ሓርነት ሓርቢትዎ ሓግዝ ረቢ

ማፍያ ነጊሱ ዘይብሉ ቀልቢ

ቆጽሊ ዘየንበረሉ ንእሽቲ ዓቢ

ጸጊበ ዘይፈልጥ ብጀካ ሃቡ ሃቢ

ኣቦይ እዝጊ ሓግዝ ሓይልኻ ያዓቢ::

(ሓርነት እወ ሓርነት ከም ሽማ)

ንህዝቢ ኤረትራ አጸምያ

ሓርነት ኩሉ ዝምነያ

ዓዲ ምስ አተወት እንድያ ተቆጽያ

አብ ከርሳ ባዓል ደማ አፍርያ

ሓርነት ደንጕያ

ጸረ ህዝቢ ኣለልያ

ጽሩይ አየር ክነተንፍስ ንበል ጉያ

ኤረትራ ሃገርና ነሕዊያ

ኣሊና ንጉጅለ ህግደፍ ማፍያ።

ንሱዩ ዝጽበዮ ህዝብና

ፍረ ቃልስና

ናይ ጽባሕ ሃገርና

አብ ሃገራዊ ዋዕላና

ሓድነትና አራጋጊጽና

ዘረግቲ ሓድነትና አፍሺልና

ናብ ጉባኤ ተሰጋጊርና።

እቲ ፩፪ ኣዋርሕ ዝተጸበናዮ

ድሮ በጺሕናዮ

ስምረትና ቲ ኩሉ ዝጽበዮ

ሰሚርና ንገበተ ንእለዮ።

ስዕረት ጭፍራ ይረኤሎ ደሚቑ

ቀሪብና ክሰምዕ ጸጽቡቑ

ጸላእቲ ህዝቢ ኤረትራ ቀሪቦም ካሓቑ

መራሒ ጭፍራ ክጠፍእ ኣርሒቑ

ደቂ ኤረይ ካብ ፍርሒ ውጹ ኣይትጨነቑ

መልሓሶም ካሓይኩ ቶም ህዝቢ ዘጨነቑ።

ፍለጡ ህዝቢ ንሓሶትኩም ከም ዝኾኖኖ

ኣስመላሽ ቃል ኣያኻ ኣይተጋንኖ

ሓሳዊ እንተ ሓሰወ ኸ መን ያኣምኖ

ድራማኹም ሰማዒ ሲኢኑ ዝኣምኖ

ዘይእመን ክተእምን ኣፍካ ኣይትጭኖ

ሓሶት ኣብ ልዕሊ ሓሶት ኣይትፎኖ

ነያኻ ዓለም ይስሕቀናሎ በሎ ኖኖ።

እቶም ብሓሶት መሬት ተጸልምቱ

ኣብትን ኣብትን ትጋላበጡ ዑሱባቱ

ንህዝቢ እቅረታ ሕተቱ

ጃንዳ ኣኺሉዩ ውድቀቱ።

(ይቅጽል)

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,443,935 وقت التحميل: 0.20 ثانية