ብክፍሊ
ዜናን
ባህልን
ሰልፊ
ዲሞክራሲ
ህዝቢ
ኤርትራ
ኣብ
ልዕሊ
ሽድሽተ
ተቃለስቲ
ደቂ
ኣንስትዮ
ኤርትራዉያን፡
ተፈጺሙ
ዘሎ
ናይ
ብሕታዉነት
መሰል ምግሃስ
ገበን
ኣጥቢቅና
ንኩንን።
ንሕና
ኤርትራውያን፡
ኣባላት
ናይ
ዝተፈላለያ
ውድባት/ሰልፍታት፤
በርገሳዊ
ማሕበራት፤
ብውልቀ
ተቓወምቲን
ኣባላት ናይ
ኣዳራሽ ኤርትራዉያን ንሓያልን ንሕብረትን ተቓዉሞ ደንበ “
Eritrean room for strong and united opposition”
እቲ
ብክፍሊ
ዜናን
ባህልን
ሰልፊ
ዲሞክራሲ
ህዝቢ
ኤርትራ፡
ኣብቲ ዕላዊ ልሳኑ ሓርነት
ዶት
ኦርግ
(www.harnnet.org)
ብዕለት
18
ጥሪ
2011“
ተሳትፎ
ፖለቲካዊ
ውድባት፡
በርጌሳዊ
ማሕበራትን
ህዝብን
ኣብ
ዋዕላ
ከመይ
ነይሩ?
(2ይን
ዝተኣረመን)”
ኣብ
ዝብል
ጽሕፉ
ነቲ
ናይ
ዓለም
ለካዊ
ኣድማሳዊ
መሰል
ደቂሰባት
ዓቀጽ
10
ናይ
ብሕታዉነት
መሰል
ብምገሃስ
ኣብ
ልዕሊ
ሽድሽ ተቃለስቲ
ደቂ
ኣንስትዮ
ፈጺምዎ ዘሎ ገበን ኣጥቢቅና
ንኩንን።
ምፍርራሕን ራዕዲን መሳርሒ ናይ ዉልቀ መለኽቲን ባዕደ-ሽበራዉያንን ድኣ
እምበር፡ ናይ ንፍትሒ፣
ሓርነትን ደሞክራሲን ዝቃልሱ ስለዘይኮነ ብቕጽበት ጠጠዉ ከብልዎ
ንምሕጸን።
ነዚ ኣብ
ልዕሌኤን ተፈጺሙ ዘሎ
ናይ ብሕታዉነት
መሰል ግህሰት ገበን፡
እተን ብሉጻት
ደቂ
ኣንስትዮ
የሕዋትና
ንዝወስደኦን
ንዝገብረኦን
ሕጋዊ
ስጉምቲ
ኣብ
ጎድነን
ከምዘለና
እንዳ
ኣረጋገጽና:
ኲሉኹም
ንፍትሕን
ንሓርነትን
ኣብ
ኤርትራ
እትቃለሱ
ኤርትራዉያን’ዉን
ተመሳሳሊ
መርገጽ
ኽትወስዱ
ንዕድም፡፡
ዓወት ንፍትሓዊን ደሞክራስዊን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ!
ዘልአለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንስዉኣትና!
ካብ ኤርትራውያን፡ ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባት/ሰልፍታት፤ በርገሳዊ
ማሕበራት፤ ብውልቀ ተቓወምቲ፤ ኣብ መራኸቢ
ብዙሓን ፓልቶክ (Paltalk)፡ ብዛዕባ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን፣
ከምኡ እውን፡ ብኣገባብ አቃላልሳናን ኣቐዋውማናን፡
ኣንጻር ውልቀ መላኺ ሃገርና፡ እንመያየጥን እንዛተን ደቂ ሃገር።
erfsauo@yahoo.com
|