ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ቶሮ&#475
نشر من قبل omaal في 06:05 صباحا - 10 05 1432 هـ (13 04 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ቶሮንቶ ምስ ኩሎም ግዱሳት ዘቕረቦ ህዝባዊ  መጸዋዕታ

ሚያዝያ 18/2011 ሰላማዊ ሰልፊ ንኹሎም ኤርትራውያንን፤ ከምኡ’ውን ብሰብኣዊ መሰልን፤ ፍትሕን፤ ደሞክራስን ዝኣምኑ፤ ካልኦ ዜጋታትን ምስ ህዝብና ደው ክብሉ መጸዋዕትኡ የመሓላልፍ።

መተኣኻኸቢ ቦታ፤ Queen’s Park / University Ave. Toronto

ሰዓት፤ 10 ቅ.ቀ - 12 ድ. ቀ

ENCDC TORONTO 18 Ap2011.jpg