دعوة عامة لكل الاريتريين
نشر من قبل omaal في 07:33 صباحا - 04 05 1432 هـ (07 04 2011 م)

ምልክታ ንኹልኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ልድስን ከባቢኣን

دعوة عامة لكل الاريتريين

 


تفاصيل الخبر

ምልክታ ንኹልኹም ኤርትራውያን ነበርቲ ልድስን ከባቢኣን

دعوة عامة لكل الاريتريين

ንሕና ግዱሳት መንእሰያት ኤርትራውያን ተቐመጥቲ ከተማ ሊድስ   እዋኑ እዋን ተኣኻኸብን ተላዘብን ስለዝኾነ ኣብዚ ወጣሪ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብዛዕባ ሃገርና ክንዘራረብ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝረከብናዮ ኩልና ኤርትራውያን ተቐመጥቲ ሊድስን ከባቢኣን ንቐዳም ዕለት 16 ሚያዝያ 2011 ሰዓት 3 ድሕር ቀትሪ ኣብ ዩክሬንያን ኮሚኒትዪ ሰንተር (Ukranian Community Centre) ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣባላት ኮሚሽን ዋዕላ’ውን ዓዲምናዮም ስለዘሎና ምዕባለታት ኮሚሽን ዋዕላ መብርሂ ክህቡናን ብወገና’ውን ሕቶታት ከነቕርብን ንኽእል።

ካብ ከተማ ቁጽሪ 2ን 3ን እውቶቡሳት ክትወስዱ ትኽእሉ። ሓደራ ሰዓት ቆጸራ ይከበር።

نحن مجموعة من الشباب الاريتري المهتم بالشأن الوطني ... وفي ظل الظروف الحالكة التي يمر بها شعبنا في داخل الوطن وخارجه .. ولأن المرحلة التي نعيشها الان هي مرحلة تنظيم الصفوف وحشد الطاقات لعمل وطني نزيه نخدم به شعبنا وأمتنا .. كان لزاماً علينا ان ندعوكم جميعاُ ..كل الاريتريين المقيمين بمدينة ليدز وضواحيها..لأجتماع جماهيري عام نستضيف فيه أعضاء من المفوضية الوطنية الارترية للتغيير الديموقراطي وذلك للوقوف على سير أعمالها ودور الجماهير في اثراء الاوراق المقدمة للمؤتمر الوطني القادم كما سنناقش الشأن الاريتري عموماً

المكان:  مركز الجالية الاوكرانية

الزمان:16 أبريل 2011    الساعة 3:00 مساءً

باص رقم : 2 و 3                  

والله الموفق

اللجنة المنظمة

ዘተ ዝግበረሉ ቦታ

UKRAINIAN COMMUNITY CENTRE, 5 NEWTON GROVE, LEEDS, LS7 4HW.

ብድሓን ምጹ

ኣዳላዊት ኮሚቴ

ፍትሒ ክነግስ፣ ፍቕሪ ክዕምብብ ውልቀ- መላኺ የልግስ