ላ ሓርስና ላ ፋርርስና እንታ ገፈል&#47
نشر من قبل omaal في 07:47 صباحا - 27 01 1432 هـ (02 01 2011 م)

ላ ሓርስና ላ ፋርርስና እንታ ገፈልታ መዳርስና

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ከምቲ ማሓመድ ወርዲ.ነፍሲሄር ንጃዕፈር ኒመሪ ላ ሓርስና ላ ፋርስና

እንታ ገፈልታ መዳርስና ዝበሎ።ንሕና ድማ ሕጂ ቅድሚ ጉባኤ ደቂ ኤረይ


تفاصيل الخبر

ላ ሓርስና ላ ፋርርስና እንታ ገፈልታ መዳርስና

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ከምቲ ማሓመድ ወርዲ.ነፍሲሄር ንጃዕፈር ኒመሪ ላ ሓርስና ላ ፋርስና

እንታ ገፈልታ መዳርስና ዝበሎ።ንሕና ድማ ሕጂ ቅድሚ ጉባኤ ደቂ ኤረይ

ንህግደፍ ዘድመኹሙና ያኣኽል ኪደልና

ንበል ነቶም ይጽናሓልና ዝብሉ ከይተጸበና

ጉባኤ ክንገብሮ ኣብ ሃገርና ክትግበር ሕድሪ ሰማእታትና።

ህግደፍ ኣይኮነን ዘይፈርስ እንባ

ኤ.ዲ.ኪ ሰራዊትክን ሓናፍጻ ኣክባ

ጎንጻዊ ቃልሲ እዩ ዘውጽ እካብ ጸበባ

ብግብሪ ምስራሕ ካብ ብዙሕ ዘረባ።

ምክሮ ምስማዕ እንታኣበየ ሽግር ይምሃሮ

ኢሉ ዝጻሓፈ እቲ ሙሁር ባዓል ኣእምሮ

ከም ኩሉ ኤረትራዊ ሕልሚ ስለ ዝነበሮ

ዋዕላ ዕዉት ነሩ ኢሉ ዛሃበ ኣስተምህሮ።

ንሻባሸብ ኣሎና ለበዋ ዋዕላ ክነተግብሮ

ንህግደፍ ኣሊና ጉባኤ ኣብ ሃገርና ክንገብሮ

ብደገን ብውሽጥን ህዝቢ ታዓጢቑ ከተግብሮ።

መሪጽና መራሒ ክንሸይም

ናብ ምዕባለ ክንስጉም

እከይ ግብሩ ካሓምም

ፈውሲ ክረክብ ሕሙም

ይጋለጽ ክፍኣት ዘቃምም

መልሓሱ ዘይዎጾ ጡዑም።

ኣይትጽሉኡዎ ሑቡእ እንተ ወጸ

ሳዓቢኦም ዘዋጾኦ እንተ መረጸ

እቲ ንጽህ ሃገራዊ እንተ ቀበጸ

ከብቅዕ ናይ መዳናገርቲ ሕጸ።

ቡዙሕ ኣሎ ዝጻሓፍ ጸኒሑ

ጠቕሞም ዘቐድሙ ዶ ሰልፊ ምመርሑ

ነዚ ድዩ ዝተባህለ ዓመት ነዊሑ

ፍለጡና ክብሉ  ዘበጥበጥ ዘብዙሑ።

ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ

ብዘይ ህዝቢ ዛዓቢ የሎ ዝንእስ

ከይተጸበና ህዝቢ ክጸንት ዝብሉ ትኽስ

ኣይግዶም ደም መንእሰያት ክፈስስ

ሑቡእ ይገለጽ ባዓል ገበን ይከሰስ

ሃገር ህዝቢ ንምድሓን ሓቢርና ንበገስ

ስደት ከብቕዕ ናዓዲ ክንምለስ

ክልተ ሽሕን ዓሰርተን ክከውን ደስደስ። 

ዓወት ነቲ ደም ዝነብ ዕዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን