አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..!!  ዘተ ምስ ክ&a
äÔÑ ãä ÞÈá omaal Ýí 06:43 ÕÈÇÍÇ - 24 09 1431 åÜ (02 09 2010 ã)

ER Strong Palatalk.jpg
አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..!!  ዘተ ምስ ክቡር ሓው ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ኣባል ሰክረታርያ ሃገራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ

 


ÊÝÇÕíá ÇáÎÈÑ

ER Strong Palatalk.jpg

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..!!  ዘተ ምስ ክቡር ሓው ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ኣባል ሰክረታርያ ሃገራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።

ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 3 መስከረም (September), 2010  ክቡር ሓው ጋዜጠኛ መሓሪ አብራሃም፡ ጋሻ ናይ “Eritrean room for united and strong opposition“ ኮይኑ ከሚሲ፡ አብ (Paltalk)፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዛ room እዚአ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን እንከሎ፡ መደረ ጋሻና ዝጅምረሉ ግዜ ግን፡ ሳዓት 21፡00 እዩ።

ሓው መሓሪ አብራሃም፡ ዋና አሳናዳኢ TV-Zete አብ ሽወደን፡ ከም ጋዜጠኛ መጠን፡ ሓደ ካብቶም አብ ስደት ኮይኑ ክውንነት ህዝብናን ሃገርናን አብ ትሕቲ ስርዓት ውልቀ-መላኺ ዘቃልዕ፤ ዝተፈላለዩ አባላትን መራሕቲ ውድባት/ሰልፍታት ኤርትራ፡ ከመኡ እውን ብውልቀ ተቓወምቲ፡ አብ መደቡ እንዳ ዓደመ፡ እውነታውን አሉታውን ምዕባሌታት ተቓውሞ ደንበ፡ ህዝብና ከም ዝፈልጦን ዝሕበርን፡ ዝገብር፤ ተቃሊሱ ዘቃልስ፤ ዘሎ ውፉይ ወዲ ሃገር አዩ።

ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንኽፍሊ መድያ መርበብ ሲቪካዊ ማሕበራት መሪሑ ብምኻድ ዝተሳተፈን ከምኡ ኣዉን ንዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ብምዉካል ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ተሳቲፉ፡፡ ብድሕሪኡ ኣዉን ናይታ ብተሳተፍቲ ዋዕላ ሙሉእ ዉሳነን ፍጹም ደሞካራሲያዊ ኣገባብን ካብ ዝተመረጹ 17 ዝኣባላታ ሰክረታርያ ዋዕላ ካብ ዉሽጣ ብብቕዓትን ክእለትን ካብ ዝተመረጹ ቀዳሞት ሓንቲ ጓልኣንስተይቲ ዝርካባ 4 ዝኣባላታ ዋዕላ እትመርሕ መሪሕነት ሰክረታርያ ብሙሉእ ድምጺ ተስተፍቲ ዋዕላ ዋዕላ ክመርሕ ካብ ዝተመርጹ እዩ፡፡

ትሕዝቶ መደረ ሓው መሓሪ አብራሃም፡ ኣብ ትሕዝቶን ዉጺትን ሃገረዊ ዋዕላ ንደሞክራሳዊ ለዉጢ ብዓይኒ ሰክረታርያ ዋዕላ እዩ፡፡ እዚ ኣገዳሲን ብሉጽን ሓበሬታ ክቡር ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ከይሃልፈኩም ምሳና ክተምስዩ/ያ ንኹልኻትኩም/ክን፡ አሕዋትን አሓትን ደቂ ሃገር፡ ብኽብሪ ንዕድም።

ብዳሓን ምጽኡ

ካብ ኤርትራውያን፡ አባላት ዝተፈላለያ ውድባትን፤ በርገሳዊ ማሕበራትን፤ ብውልቀ ተቓወምቲ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ብዛዕባ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን፡ ከምኡ’ውን ከም ተቓወምቲ መጠን፡ ብአግባብ አቓላልሳና እንማያየጥን አንዛተን ደቂ ሃገር። erfsauo@yahoo.com