ኣገዳሲ ሓበሪታ
نشر من قبل omaal في 06:39 مساء - 16 05 1431 هـ (29 04 2010 م)

  ኣገዳሲ ሓበሪታ Hand.jpg


تفاصيل الخبر

   ኣገዳሲ ሓበሪታ Hand.jpg
 

ምምሕዳር ዓዋተ ዳት ካም ኣብ መራከቢ ብዝሓት ኤርትራውያን Eritrean Real Political Discussion Group Room  ንዕለት 16/5/2010 ሰንበት ምዓልቲ ብናይ ኤሮጳ ኣቋጻጽራ ስዓት 8 ናይ ንጉሆ ብ ናይ ምዕራባዊ ኣመርካ ኣቋጻጽራ ድማ ስዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ተዓዲሞም ኣጋይሽና ኮይኖም መግለጺ ክህቡ ስለ ዝኾኑ ኩሉ ብጉዳይ ሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኤርትራዊት ብዘይ ጾታ ፍልልይ ጉዱስን ግድስትን በዛ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሳ ዘላ ማዓልቲ ዕለትን ተካፈልቲ ክትኮኑ/ኮና ምምሕዳር Eritrean Real Political Discussion Group Room  ብክብሪ ንዕድመኩም ንዕድመክን። ምምሕዳር ዓዋተ ዳትካም ግልጽነት ዝመልኦ ምስ ህዝቢ ኩፉት ኣኼባ ከካይዱ ዕድመ ብዝተገበረሎም ሰናይ ድልየቶም ተሓዊስዎ ምስ ህዝቦም ክፉት ኣኬባ ከካይዱን ድሕሪ ባይታ ናቶም ከላልዩን መግለጺ ክህቡን ከምኡ ውን ካብ ህዝቢ ዝመጽኦም ሕቶታትን ሪቶታትን ለቦዋታትን ክቅበሉ ስለ ዝኾኑ ከምኡ ውን ካብ ተካታተልቲ መርበብ ሓበሬታኦም እንታይ ይጽበዩ ኹሉ ዘታቃለለ ፍቃደኛታት ስለ ዝኾኑ ንበጻሕቲ Eritrean Real Political Discussion Group Room  ምስ ሙሉእ ኣኽቡሮት ብትሕትና ንዕድመኩም መታሓሳሰቢ  ኣብ  Eritrean Real Political Discussion Group Room ብጹሑፍ ይኽን  ብ  MIC  ሒዝካ ጸርፍታት ሙቁኑጻብ ኣይ ይፍቀድን አዩ ብድሓን ምጽኡ።