ሓጺር ዜና /ሰክርታሪ  ስተይት ሱዛን &am
نشر من قبل omaal في 12:46 مساء - 21 01 1434 هـ (04 12 2012 م)

   ሓጺር ዜና

ሰክርታሪ  ስተይት ሱዛን ራይዝ  ብምራጻ ህግደፋውያን  ስግኣት የሕዲሮም


تفاصيل الخبر

    ሓጺር ዜና

ሰክርታሪ  ስተይት ሱዛን ራይዝ  ብምራጻ ህግደፋውያን  ስግኣት የሕዲሮም

Sozan Raiz Dese 012.jpg

 ክብራት ተኻታተልቲ  ሰክርተሪ  ስተይት  ሱዛን ራይዝ ኣብ ርእሲ ተራሪስት ዝኾነ ስርዓት ኣስመራ ብዓንትዎ ስለ ዝፈለጦቶም ኣንጻሮም  ጹኑዑን ፍትሓውን ዝኾነ መርገጽ ክትወስድ ዝጸንሔት ሓያል ተሰማዕነት ዝነበራ ኣባል ም’.ሕዳር ኣመርካ ከም ምኻና ብ’ብቕዓታ ድማ ወኪል ሑቡራት ኣመርካ ኾይና ከም እምባሳደር ይናይትድ ነሺን ብውክልና ክትሰር ሕ ጸኒሓ አያ፤ ኣብ ዝነበርቶ ቦታ ሓላፍነት ኮይና ንስርዓት ህግደፍ ናብ እገዳ  ማዕቐብ  ዝሸመመቶ ክንካታቶሎ ካብ ዝጸናሕና  ጉዳዩ።

                 ሕጂ ድማ ን ብ’ብቕዓታ ን’ዝላዓለ ሓላፍነት ተመዚዛ’ላ  ሱሳን ራይዝ ን’ስርዓት ዲክታይተር ኢሳያስ ኣፈወርቂ  እዚ ዝላዓለ ስልጣን ናይ ሱዛን ራይዝ ኣስጊኡዎም  ከምዘሎ  እቶም ጥሪቱ ዝኾኑ ስዓብቱ ዓው ኢሎም ክዛረቡ ይስሙዑ ኣለው።

     ብመንጽር ናይዚ ድማ  እቲ ደላይ ፍትሒ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኾይኑ ነዚ ዓማጽን ጠላምን ከዳዕን ዲክታይትር ኣልዮም  ግዛተ ሕጊ ከንጉሱ ሒኹ ዝብሉ ዘለዉ ተቃወምቲ ጥርዓዓኖም  ናብ  ሱዛን ራይዝ ኣቅሪቦም ተሰማዕነት  ሙሉእ ደገፍ ክረኽቡ ትጽቢትይግበር ኣሎ። 2/100 ንህግደፍ ዝዋጻእ  ድማ ተቃወምቲ ብጭብቲ ናብ ሕጊ ከቅርቡ  ድማ ጎስጎስ ይግበር ከም ዘሎ ክንሕብር ንፈቱ።

               ካብ  U.S.A

     ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ)