ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮው&#461
نشر من قبل omaal في 04:11 مساء - 25 10 1433 هـ (11 09 2012 م)

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ  ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት

 ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

 


تفاصيل الخبر

ER NAT COUCELL EX OFFICE.jpg 

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ  ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት

 ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብፍላይ፡ ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ናብዚ ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ  ኣብጸሓኩም እናበለ ዮሃናኡ ክገልጽ እንከሎ ልዕሉ ሓጎስ ይስመዖ።

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ’ዚ  ከሕልፎ ዝደሊ መልእኽቲ እንተሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጸረ ቶቲሊታርያዊ ሰርዓት ህግደፍ ተናግፉ ኣብ ጎደና ሰላምን ደሞክራስን ምዕባለን ክምርሽ ካብ ዝግብሮ ተጋድሎ ሓደ ምእንቲ ሃይማኖታዊ መሰሉ ንምርገጋጽ ምዃኑ ርእሰ ግሉጽ ሓቂ’ዩ። ሰለዝኾነ በዚ ኣጋጣሚ ርሑስ ባዓል’ዚ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ነዞም ዕላማታት ኢዚኣቶም ንምዕዋት ኣብ ዙርያ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዓቕምታቱ ኣዋዲዱ ክቃልስ ፈ/ቤ/ት ጻውዒቱ የቕርብ።

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ