ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሚድላን&#485
نشر من قبل omaal في 09:22 صباحا - 04 06 1433 هـ (25 04 2012 م)

ENCDC EU Birmingham.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሚድላንድ ( በርሚንጋሃምን ከባቢኣን)

 


تفاصيل الخبر

ENCDC EU Birmingham.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሚድላንድ ( በርሚንጋሃምን ከባቢኣን)

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ በርሚንጋሃም ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።    

ዕለት፡  ቀዳም፡ 28/04/2012

ቦታ፡   Newton Community Centre, Newton

           Birmingham, B19 2SW    

ግዜ፡ 14፡30 – 18፡30

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ

ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ዞባ ኤውሮጳ