تهنئة بمناسبة عيد الفصح / ርሑስ በዓል ፋስጋ
نشر من قبل omaal في 05:12 صباحا - 23 05 1433 هـ (14 04 2012 م)

Alaince 1.jpg

ርሑስ በዓል ፋስጋ

تهنئة بمناسبة عيد الفصح


تفاصيل الخبر

Alaince 1.jpg

ርሑስ በዓል ፋስጋ

 

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ፡ ንኣምንቲ ክርስትና እንቋዕ ናብ በዓል ፋሲጋ ኣብጽሓኩም እንዳብለ ሓጎሱ የገልጽ። በዓል ፋሲጋ ናይ ፍቅርን ስኒትን ናይ ራህዋን ሰላምን ጽንዓትን ዓወትን ከትኩነልና ምንዮቱ የግልጽ።

 ሑሴን ከሊፋ መሐመድ

 ኣቦ መንበር ፈጻሚት ቤት

  ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

 12 ሚያዝያ 2012

 

تهنئة بمناسبة عيد الفصح

يتوجه التحالف الديمقراطي الإرتري بالتهنئة الحارة إلى الشعب الإرتري بصفة عامة، والمسيحيين بصفة خاصة بمناسبة حلول عيد الفصح. ويتمنى للجميع أن يكون عيد الفصح مناسبة لنشر المحبة والوفاق والسلام، وفرصة لتعزيز الصمود بما يؤدي إلى تحقيق النصر.

حسين خليفة محمد

رئيس المكتب التنفيذي

التحالف الديمقراطي الإرتري

 12 أبريل 2012م