Eritrean National Salvation Front
نشر من قبل omaal في 08:53 صباحا - 14 12 1430 هـ (01 12 2009 م)

ንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ER. National fag.jpg جبهة الإنقاذ الوطني الإريترية

Eritrean National Salvation Front

ካብ ጨንፈር ካሊፈርነያ U.S.A


تفاصيل الخبر

ኣገናዕ ክፍሊ ባህሊ ድሕነት

ኣብ ትሕቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ

ዝብል ዕጥቂ

ንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ER. National fag.jpg جبهة الإنقاذ الوطني الإريترية

Eritrean National Salvation Front

ካብ ጨንፈር ካሊፈርነያ U.S.A

ክፍሊ ባህሊ ከም መዛናጊዒ ጥራሕ ዘይ ከንኩም ብመያኹም ኣብ ህዝብና እተሕልፍዎ መልእክቲ ብዕምቀቱ ዘፍርዮ ፕሎቲካዊ መኽሰብ ኢጃምኩም ኣብ ህዝብና ዓቢ ተደላይነት ከም ዘለዎ ስለ ነስተብህል በቲ መያኹም ንህዝብና ኣብ ጎኒ ተቃዉሞ ደምበ ከም ዝዓስል ክትገብሩ ምዃንኩም ኣይ ንጣራጠርን ፤ኢዚ ኽኣ ማለት ክፍሊ ባህሊ ኣብ ሑሉፍ ተሞኩሮ ሰውራና ምልስ ኢልና እንተ ተዓዚብና ክፍሊ ባህሊ በቲ መዳርግቲ ዘይቡሉ ዘበርከትዎ ደርፍታት ኣብ ጠብላህታ ልቢ ሰብ ኳሕኲሑ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ጭኮና ከም ዝምክት ዝገበረ ክፍሊ ባህሊ ሙዚቃ ኣብ ማህደር ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ምዕራፍ ዘለዎ ኢዩ።

ክፍሊ ሙዚቃ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዘለዉ ንህግደፋዊ ጭኮና ከጋፍሑን ከናውሑን ንህዝቢ ኣብ ሓደጋ ክሳጡሑን ዝተጻወቱዎ ዓቢ ኣሉታዊ ታራ ንህዝብና ክንድምንታይ ከም ዝሃሰይዎ በቲ ተጻወትዋ ታራ እውን ንሪኦ ኣሎና፡ ብ ኣንጻሩ ኣብ ተቓውሞ ደምበ ብዝተወደበ ኣጋባብ ክፍሊ ባህሊ ብዘይ ምጽኑሑ ንህዝብና ብሕጽረት ክፍሊ ባህሊ ንህግደፍ ዘቃልዕ ክምሓላለፍ ዘለዎ ባህልን ምርኢትን ብዘይ ምጽኑሑ ክህሰ ጸኒሑ ኢዩ።

ክፍሊ ባህሊ ኣብ ፖሎቲካውን ሕብረተሰባውን ቁጠባውን ናይ ምዕባሌ ለውጢ ከም ምዃኑ መተን ንታራኩም እተበርኩቱዎ ናብ ህዝብና ተሰማዕነት ረኺቡ ኣብ ጎኒ ተቃውሞ ከም ዝዓስል ዘጣራጥር ኣይ ኮነን ዝለዚ ደጊምና ክሳብቲ ብ ኣካል ተራኪብና ኣብቲ ድሙቕ ንህግደፍ ዝሃርም ጓይላኩም ምሳኹም ኮይና ንኽድሰት ደጊምና ኣጀኹም እና በልና ኣገናዕ ንብለኩም።

ፍርያት ህቡባዊ ባህላዊ ጻዕርኹም ትሪኢሉ ድማ ሩሑቅ ኣይኩኮውንን አዩ ኣጀኩም መሳርሒ ዝጎደለ ኣባላትኩም ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ ክንዓሞ ድልዋት ኢና።

ካብ ኣባላት ግ.ሃ.ድ,ኤ ጨንፈር በይ ኤርያ

ካሊፈርነያ U.S.A