ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተ&#463
نشر من قبل omaal في 07:05 مساء - 13 12 1432 هـ (09 11 2011 م)

The ER NCDC Octo 2011.jpg

ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

 


تفاصيل الخبر

The ER NCDC Octo 2011.jpg

ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

Holand ENCDC.jpg

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም (ሽወደን)፡ ንሓሙስ ዕለት 10/11/2011 ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ኣብ ሕዳር 2011 ዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንመንእሰያት ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ንምምራጽ ይኸውን፡፡

ስለ’ዚ ኩላትኩም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ትቃለሱ ዘለኹምን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ እትግደሱ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ’ዚ ኣገዳሲ ኣኼባ’ዚ ንክትሳተፉ ነማሕጽን። ኣኼባ ዝግበረሉ:

ቦታ  ABF Hallonbergen

ዕለት፡ ሓሙስ 10/11/2011

ግዜ   ሰዓት 18.00

ብዳሓን ምጹ!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ!!

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ - ሽወደን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

06 ሕዳር 2011

Donet Bank ENCD 2011.jpg