ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚን&#487
نشر من قبل omaal في 10:30 صباحا - 13 12 1432 هـ (09 11 2011 م)

The ER NCDC Octo 2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

 


تفاصيل الخبر


The ER NCDC Octo 2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

Midland ENCD B Oct2011.jpg

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) ነቲ ብፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ንጽገት መልእኽቲ ዝምልከት ንቀዳም 12/11/2011 ካብ ሳዓት 1፡30 ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ህጹጽ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓፈሻ፡ እቶም ኣብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝተኻፈሉ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ተሳትፈኹም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት። ኩላትና ከም እንፈልጦ፡እቶም ንህዝቢ ምድላንድ ወኪሎም ንጉባኤ ክሳተፉ ተመሪጾም ዝነበሩ ባእታታት ብፈጻሚት ሽማግለ ከምተነጽጉ ዝዝከር እዩ።

ቦታ:

25      Withmore Road, Smallheath

Birmingham. B10 0ND

ብሰላም ምጹ

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ

ክፍሊ ዜና

www.encdc.com