ናይ ሓዘን መግለጺ ብምኽንያት መጽ&#481
نشر من قبل omaal في 09:42 صباحا - 30 11 1432 هـ (27 10 2011 م)





ናይ ሓዘን መግለጺ ብምኽንያት መጽዋእቲ ሓርበኛ ኣቦና ምሓመድ ዑመር ኣኪቶ ዝተሰማዓና ሓዘን ንገልጽ
ኣሎና ንሕና ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ተቀማጦ ሃገር ጀርመን ብቀዳምነት ንምሉኣት በተሰብ ኣቦና ምሓመድ ዑመር አኪቶ ጽንዓት የሃብኩም
ንብል ቀጺልና ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና ንገልጽ።



Flower 2011.jpg




አቦና ምሓመድ ዑመር አኪቶ ሓርበኛ ወዲ ርስቲ




ካብቶም ደቀባት ተማጎቲ




ኤረትራ ንኤረትራዊያን ባሃልቲ




ወዲቃዶ አብ ኢድ ካሓድቲ




መንነቶም ዘይፍሉጥ ዓመጽቲ




ናእሽቱ አይብሉ ዓበይቲ




ብማዕረ ዓፈንቲ።




ወዲ ዓፋር ኤረትራዊ




ክሳብ ግዝየ መስዋእቱ ሓርበኛዊ




ወደባት ወዲ ርስቲ ሃገራዊ




ረቢ ይቀበልኩም አብ ሰማይ ሰማይዊ።




ዝኽርን ክብርን ንጃጋኑ ሰማእታትና




ብወኪል ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ አብ ሃገር ጀርመን




በርሀ ዑቁባዝጊ።