ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚን&#487
نشر من قبل omaal في 10:02 صباحا - 17 11 1432 هـ (14 10 2011 م)

ENCD March 2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

 


تفاصيل الخبر

ENCD March 2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

 Midland ENCD Oct2011.jpg

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) ነቲ ኣብ መጨረሽታ ሕዳር ዝጋባእ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንዞባ ማእከል (Midland) ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ንምምራጽ ንቀዳም 15/10/2011 ካብ ሳዓት 3፡00 ክሳብ ሳዓት 6፡00 ናይ ምሸት ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ተሳትፈኹም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት። በዚ ኣጋጣም አቶም ክሳብ ሕጂ ናይ መመዝገቢ ዘይከፈልኩም ግቡእኩም ከተማልኡ ንምሕጸነኩም።

ቦታ:

25      Withmore Road, Smallheath

Birmingham. B10 0ND

ብሰላም ምጹ

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ

ክፍሊ ዜና

www.encdc.com