ኣገዳሲ ሓበሬታ : ንፖለቲካውያን ሰ&#47
نشر من قبل omaal في 05:42 صباحا - 14 11 1432 هـ (11 10 2011 م)

ENCD March 2011.jpg

ኣገዳሲ ሓበሬታ : ንፖለቲካውያን ሰነዳት ንዝቐርብ ርእይቶታት ብዝምልከት

 


تفاصيل الخبر

ENCD March 2011.jpg

 

ኣገዳሲ ሓበሬታ : ንፖለቲካውያን ሰነዳት ንዝቐርብ ርእይቶታት ብዝምልከት

ፖለቲካዊ ሽማግለ ካብ ዝተፈላለየ ወገናት ንፖለቲካዊ ሰነዳት ዝቐረብ ርእይቶታት በዚ ዝስዕብ ኢመይል ኣድራሻ  ክሳብ 17- ጥቅምቲ -2011ዓ/ም ብ politicalcomm10@Gmail.com  ክንቅበል ምዃና ንሕብር፡፡

ዕለተ ጉባኤ እንዳ ተቓረበ ይመጽእ ስለ ዘሎ ካብቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ዕለት ንደሓር ዝመጽእ ርእይቶታት

ተቐባልነት ከምዘይብሉ ደጊምና ነዘኻኽር ፡፡

ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ጉዱሳት ንዘለኩም ርእይቶታት ክሳብ ኣብቲ ዝተቐሰ ዕለት ርእይቶኹም ክትሰዱልና ንጽውዕ ፡፡

ሓቢርና ሓድነትና ዓቂብና ጉባኤና ነዕውት!!

ዓሊ መሓመድ ስዒድ

ኣቦ መንበር ፖሎቲካዊ ሽማግለ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

10 ጥቅምቲ 2011

WWW.ENCDC.COM