ዕላማ ህግደፋ አብ ኤርትራ ዘይፈለ&#490
نشر من قبل omaal في 08:09 صباحا - 14 10 1432 هـ (12 09 2011 م)

ዕላማ ህግደፋ አብ ኤርትራ ዘይፈለጦም እፋለጦም !!

HAILA FRAZGE.jpg

ብሃይለ ፋረዝጊ


تفاصيل الخبر

ዕላማ ህግደፋ አብ ኤርትራ ዘይፈለጦም እፋለጦም !!

እዝኦም ንህዝቢ ኤርትራ ቡሙሉኡ ን ምትላል ከምኡ ንምጽናት ህዝቢ ኤርትራ እሎም ዝተላዓሉ ናይ ነዊሕ ዒላማ ዘሐዙ እዩም ዘይተገብረ ተሪኽን ኽፋእን ዮሎን ጽሕፈካ ዘይውዳእ ታሪኽ አይኮንን ግን ገለ ኽጠቅስ እፎቱ ሕጅ ክትርእዮ ኮሎኻ ቡዝሕ ጎሊሑ ዝረኤ ዞሎ እዩ ኽንደይ ሁራት ዘጽኒቱዎም ንናጽነት ኤርትራ ኢልም ዝዎጹ ቡዙሐት በዝኦም ብዘይ ሕጊ ዝጠፉኡ አብ ሜዳ ኤርትራ አሎው እስከ ንሕሰብ እዝኦም ደቀይ ብኸመይ ሞይቶም ዝብሉ አዝማድ ወይ አሕዋት የቡሎምን ድዮም ኮይኖም ድሕሪ ናጽነት ብሐው ወይ ሐፍቱ ዝሐትት ድዩ ተሳኢኑ ህዝቢ ኤርትራ ግን አብ ራዓዲ አቲዩሞም ከምዞሎው እዚ የርኤካ ክንደይ ነገር አሎ ተ ሐቢኡ እቶም ተመልሱ ተጋደልቲ ነበር,ከ እንታይ ኮይኖም ዘይዛሩብ ተዓቢጡ ዝነብር ዮሎን ሕጅ ውን ድሕሪ ናጽነት አብ ኤርትራ ካብቶም ዓበይቲ አሕዋቶም ዘሕለዎፉዎ ናይቶም ነአሽቱ ገዲዱ አሎ ብንሕናን ዒላማናን ዝብል ጪሩሖ ሕዞም ንህዝቢ ኤርትራ ኽጎዛዙዩ ቡዙሕ ይጽዕሩ ነይሮም እዮም አሎው ውን ሕጅ ግን ህዝቢ ኤርትራ ግን ኩሉ ርኡዎ ደቁ አብ ክልቲኡ አዋፊሮም ንኽልተ ወገን ውን ሐንቲ ኢድ ንጀብሃ ካልኤቲ ኢድ ንህዝባዊ ግንባር እንዳበለ እዚ ሽግር እመጸኒ ካይበለ እንሆ ንሱን ጀጋኑ ደቁን በጃ ሂቡ ድሕሪ ነዊሕ ከርተትን ሞስዋእት ን ዘምጽእዋ ድሕሪ ሰላሳ ዓመት ኦፎይ ክብል ዘሐሶቦ ሙሉእ ናጽነቱ ጨቢጡ እንኮሎ እኖሆ ድማ ቡኡ ንቡኡ በቶም ጀጋኑ ዓበይቲ ደቁ ዝመጸት ሰላም ኮይና ሃገርና ኢሎም ኦፎይ ኩቡሉ ዝሐሶቡዎ በቲ ሐደ ወገን ውን ብሐዘን ዶቆም ንብዓቶም ካይነቀጸት ኮሎ አጆኹም ኩብሉዎም ዝግባእ ወይ እተሐስበ ነአሹቱ ዶቁም ኽምንጥልዎም ጀመሩ አብ አደዳ ኩናት ምስኩለን ጎራባብቲ ኤርትራ ሃገራት ብዘይ ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ንውግእ አእቶውዎም አብ ሰላሳ ዓመት ዘይጠፋኡ ዓበይቲ ዶቆም አብ ውግእ ጎራባብቲ ዝጠፉኡ ዕንባባ ደቅና እበዝሑ ግና ውን አጸገቡን ህግደፋ ብህዝቢ ኤርትራ ሰብ ዕላማ ስለዝኾኑ ብውግእ ዝጠፋኡ ካይአኽሎምስ በል ረአዮም ህዝቢ ኤርትራ ናኹራ ቀደም ሑሱም መግዛእቲ ጣልያን ሰብ ዝቀተሉ ወይ ቢቦሎቲካ እስርቤት እዩ ነይሩ ዝባሃል ሕጅ ግን ናይቶ ዕምባባ ደቅኻ እስርቤት ኮይኑ አሎ ገሊኦም አቡኡ እሞቱ ገልኦም ድማ ናይ ሐንጎል ሕማም ሒዙዎም አቡኡ ኮለል ኩብሉ እራአዩ አሎው ገልኦም ድማ ዒራዒሮ ዝባሃል ብሙቆቱ ብዓለም ዝተፈልጠ እዩ ቢሑቁ አብቲ እምኒ አቡኡ ዝርከብ እንተ ሰንኪትካያ ቀልጢፋ እያ ትበስል ዝባሃል መኽኒያቱ ካብ ሐቂ ንላዓሊ ሙቆት ስለዝኾነ ቦታ ዝተፋልጠ እዩ ብሙቆቱ ብዓለም ካብቲ ዝገርም ከም ሰብ ዝቀተሉ አብርእሲ እዚ ኩሉ ሃሩር ድማ አብ ኮንተነር እዮም ዘሎው ሕርር ኩቡሉ ምእንታን እዩ ዝመስል መቅጻዓቲ ሰብ ዕላማ ተዓጽዮም ምስ ወዓሉ ለይቲ ድማ ብምቅጥቃጥ አውያቶም ኽልተ ኪሎ ሜተር ርሕቀት ኮሎኻ እስማዓ አውያቶም፤ ገሊኦም ድማ ጸሐይ ዘይርኡዩ አሎው ፤ አብ ጎዳጉድ ተአሲሮም፤ ከምዞም ነአሹቱ ደቅኻ ዘሕልፎዎ ዞሎው ሐሳርን መከራን ሹንኮይ,ዶ አብ ኤርትራ አብ ዓለም ተሰሚዑ አይፋልጥን ወላ ንስኻ ኩብር ህዝቢ ተሕልፎ ዞሎኻ ቀሊል አይኮንን እዚ ብጥልያን እኹን ወላ ብንግሊዝ ወላ ቢኢትዮጰዊያን ተገሩ አይፋልጥን እንተ ,አሶሩኻ ሰብካ እሱር,ኮ ትርእዮ ትበጽሖ እካ እሶም እንተ ገቦሩውን አይኽፋአሎምን እዩ እስከ ጎኖት ንቦሎም እዝኦም,ከ እንታይ ንቦሎም በል ህዝቢ ኤርትራ ገሊኦም ደቅኻ ካብዚ ረመጽ ዝኾኑ ሸፋቱ ምጽናት ዕባባ ደቅኻን ካቡኡ ንምህዳም ኢሎም ካብ አስመራ ከሙኡ ካብ ካሎኦት ዓድታት ገንዘብ አምጽኡ ባዓልና ሑዱድ ሱዳን ኽነብጻሐኩም እናቦሉ ዝአክል ገንዘብ ወሲዶም ካቡኡ ትኽ ,አቢሎም ብዘይ ምፋታሽ ሑዱድ ሰዳን የብጺሑዎም ካቡኡ ድማ ብተሌፎን ምስ ወተሃደር ሱዳን የረክቡዎም እሶም ድማ አኪቦም አብ ሐደ ገዛ ይዕጾው ተሌፎን ትቅረብ አብ ወጻኢ ዞሎው ሰድራኹም ዶውሉ ካብዚአ ዝወጽእ ዮሎን ኽሳብ ክንድዚ ዶላር እንተዘይ ከፋልኩም ተባሂሎም ዝወጽእ ዮሎን ወይ ተሰነይ ክነረክቦኩም እና ኢሎም የፋራርሁዎም አብቲአ ገዛ ክሳብ ዝኸፉሉ ንአዋልድ እና ተጻወቱልን አቡኡ ወሪሒ ኸሳብ ክልተ ወርሒ ዝገቡሩ አሎው አብ መጨረሽታ ገንዞቦም ከፊሎም እወጹ ካብቲ ዝገርም ነቲ ገንዘብ ኩሉ ምስ ተኽፋሉ ተሌፎን ገሮም ምስቶም ናይ ኤርትራ ዘሎው ብጾቶም እማቆሉዎ እቶ ናይ ኤርትራ ተመሊሶም ነቦታቶም ምእሳር እጅሙሩ ሐምሳ ሽሕ ኽፋሉ እብሉዎም ወይ ደቁኹም አምጽኡዎም እብሉዎም መንእሰያት ድማ ጉዕዞኦም እቅጹሉ፤ እቶም ገሊኦም ድማ ገንዘብ ዘይቡሎም መሳኺን ብእግሮም ሃጽ እናቦሉ አብ ማፈያ ዝኾኑ ሰባት ኡወድቁ ደቂ ራሻዳ ከሙኡ ደቂ ጁኑብ ሱዳን ከሙኡ ኤርትራዊያን እዮም ነዚ ነገር ዘካዩዱ ዘሎው መሐውሮም ውን ነዊሕ እዩ ማለተይ ካብ ሑዱድ ሱዳን ኽሳብ ተፋላለየ ዓረብ ሃገራት እዮም ሱሮም ብወገን ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ነቲ ዑምዳ ወይ ጪቃ ናይ ረሻይዳ ክንደይ ክስን አኼባን አብ መንግስቲ ሱዳን UNCR. ተባጽሖም እዮም ደቅና አበይ አትዮም እናቦሉ ንሶም ውን አብ ቡዙሕ ምድላይን ምፋታሽን አሎው እዚ ኩሉ ዝወርድ ዞሎ ኮነ ኢሉ ህግደፍ ዘካይዶ ዞሎ እዩ መኽኒያቱ ዘሰንብደ እዩ እዝኦም ጠፊኦም ዘሎው ብገምጋም እቶም አብቲ ከባቢ ዝርከቡ ሐቲትና ዝረኽብናዮ ኩሉ ሙሎም ኽሳብ 150 አብዝአ አቶው አይተባሁሉን ዘሎው ጠንቁ ድማ ህግደፋ እዩ ስለምንታይ ንዝብል አብ ሙሉእ ባርካ አስመራን ህዝቢ ኤርትራ ኩቡር ህዝቢ አይኮንን,ዶ መረቱ ህዝቡ ኸአ ሕጅስ ተደፊሩ መንእሰያት ደቅናስ ጠለ በግዕ ኮይኖም አብ ዕዳጋ እወርዱ አሎው ብጁኑብ ደቂ ሱዳን ዝግበር ዝነበረ አብ ኤርትራ ህዝብና ኩሉ ምዑልቱ እጸብ አሎ ንታሪኽ ካብቲ ዝገርም ሐንቲ ካብ ብዓይነይ ዝረኤኹዎ ከዘትወልኩም አብ 2004 ብስራሕ መኽኒያት ንካርቶም ሱዳን እኸይድ ሕጂ አኼባ ናይቲ ዝኾድኩዎ ቦታ እኸይድ እሞ እቲ አኼባ ዝግቦሮ ቦታ ምስ በጻሕኩ አብቲ ቦታ ኽሳብ 800 ጁኑባዊያን ብጣዓሚ ጹሩይ ትግርኛ ዝዛሩቡ ነዓ ነዓ ኢሎም እቀሩቡኒ አነ ውን ቅርብ ኢለ ሙሱኦም ከዕልል ጀመርኩ ቁሩብ ምጸናሕኩ መዓት ሐበሻ ኤርትራዊያን እሂደአ እንተበልኩወን ምስ አሶቡኡትና እለን ነገራኒ እንተዘይ ሐሲየ 450 ገሊአን ቆሉዑ ዝሐዛ ገሊአን ድማ ዘይወለዳ ሹዑ ምሳይ ዝነቦሩ ምሳይ አሎው ካብ,ቲ ዝገርም ስለዚ እንታይ ትቡሎ እዝስ ብሐቂ,ዶ ምስ ባህልና ተአሳሰረ,ዶ ትብሎ ትብሉ 2 ትፋልጡ,ዶ ኤርትራ ናጻ ምስ ወጸት አንስትና እየን ኢሎም አዲስ አበባ ዝወሰዱወን ኢትዮጰዊያን መን አሎ ሽግር ናዘን አሕዋትና ሽግረን እንታይ ነሩ ኸመይ,ከ እነብራ ዝበለ ዮሎን አሕዋትና አሎዋ አብ ሐደ ቦታ እንድዕ ደአ ሕጅ ቀይረን ካይኮና እበር ገሊኤ 5 ቆሉዑ ዞሎወን ገልኤን3ሰለስተ ከሙኡ እቅጽል ድማ 4 ቆሉዑ ዘሎወን እናበለ እቅጽል እትኤን አሕዋትና ዝወረደን ጸገም ዝፈልጥ ዮሎን ግን በዓል ህግደፋ ኮነ እልካ ሕለት ዘይቡሉም ዝገበሩዎ አይመስልን ግብሮም ወይ ተገዳስነት ዘይቡሎም አብ ህዝቢ ኤረትራ ዮም በዓል ጉጅለ ህግደፍ እዚ,ዶ ዓቢ ንዕቅት,ዶ አይኮንን አብ ልዕሊ እዚ ቡሩኽ ህዝቢ ኤርትራ

አብ ሐጺር ግዜ ውድቀት ጉጅለ ህግደፋ !!

ዘለአለም ዝኸርን ኸብርን ንስውአትና !!

ብሃይለ ፋረዝጊ