የውሃና ንቋዕ ጾመ ልጓም ፍትሓልኩ&#463
نشر من قبل omaal في 05:46 صباحا - 04 10 1432 هـ (02 09 2011 م)

 

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ    ERITREAN FLAG 2010.jpg      جبهة النحرير الارترية

          Eritrean Liberation Front

 

የውሃና ንቋዕ ጾመ ልጓም ፍትሓልኩም

ርሑስ ባዓል ዒድ ኣል ፈጠር ንኣመንቲ ምስልምና።

ዓመት ስኒት ዓመት ቅሳነት ይግበረልና ኦረቢ ጽላልካ ኣንብረሉ

ነቲ ኣብ ትሕቲ ዲክታቶራዊ ስርዓት ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ ኣ.ሜ.ን።

ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ

ዞባ ጀርመን።