አብ ወጻኢ ሃገራት እንረከብ ኤርት&#465
نشر من قبل omaal في 06:12 صباحا - 30 09 1432 هـ (29 08 2011 م)

አብ ወጻኢ ሃገራት እንረከብ ኤርትራዊያን

HAILA FRAZGE.jpg

ሃይለ ፋረዝጊ


تفاصيل الخبر

አብ ወጻኢ ሃገራት እንረከብ ኤርትራዊያን

HAILA FRAZGE.jpg

ሃይለ ፋረዝጊ

ኩላትና ዝወርድ ዞሎ አብ ሃገርና ንርእዮን ንሰሙዖን አሎና

ሕማቅ እንበር ጽቡቅ ዘይ ትሰምዓሉ ኩነታት በጽሕና አሎና ሽግር ጥመት ሞት ሕማም እስርቤት ከሙኡ ሰደት ወዘተ ዝአመሰለ ሕማቅ የሕልፋ አሎ ህዝብና ስለዚ ኩላትና ንሕሰብ ብዘይ ጠቅም ዶሞዝ ህግደፋዊያን ዘዋፈሩዎ ተታሊልኩም ነብሱኹም ተታልሉ ዘሎኹም አሕዋት ብዘይ ጠቅም ዶሞዝ ወይ ብሰበይ ሰብካ ዝስራሕ ዞሎ ሕማቅ ተግባራት መሀብተሚ ውልቀ ሰባት ዝግበር ኩሉ

ዘይተፋልጠ ዮሎን ኩሉ ንግዝየ ግዝየ አሎዎ ከምዝባሃል           ዛግራስ ተሐብኤት መሲሉዎስ ርእሳ አብ ሑጻ ተእትዎ

ከም ዝባሃል ምሳለ አይኑኹን ኽቡራት አሕዋት

ሽግር ህዝብና ሽግር ኩላትና እዩ እሞ ብሐደ ንሰራዓ

ምእንቲ ሰላም ኽሰፈን አብ ሃገርና

 ሰላም ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ

 ውድቀት ንህግደፋዊያን

 ንዘለአለም ኽብሪ ንስውአትና

 ብሃይለ ፋረዝጊ