ደሃይ ህዝቢ ኤረትራ እንታይ እብል &#47
نشر من قبل omaal في 07:47 صباحا - 13 09 1432 هـ (12 08 2011 م)

ደሃይ ህዝቢ ኤረትራ እንታይ እብል ኣሎ

ሃይለ ፋረዝጊ

 


تفاصيل الخبر

ደሃይ ህዝቢ ኤረትራ እንታይ እብል ኣሎ

 

ንመድሕን ህዝቢ ኤረትራ ዝተዓጠኩም ውድባት ኪዳን፤ ንትገብሩዎ  ዞሎኹም ጻዓሪን  ምግዳልን ዓወት ንምነየልኩም፤

ቡሙሉእ ልብና ንሕና ውን ብዓቅምና ምሳኹም ኣሎና፤

 ኣህዛብ ኤረትራ ካብ ነዊሕ ግዜ ዝጽበያ ዘሎ ካባኹም ሐንቲ ነገር ኣላ፤

ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዞሎው ኤረትራዊያን፤ኣሕዋትኩም ኣሐትኩም ብዓቢኡ ድማ ኣብ ሃገርና ህዝብና፤ቢዓቢ ሃንቃውታ ዝጽበየኩም ዘሎ

ከምኡ ፋተውቲ ሃገራት ጎራባብቲና፤ ዓለምለኻዊያን ኩሎም

እቲኣ ጎቦ ዓወት ኸትወጽዋ ስለ ዝቀርብኩም ምእንቲ ሰተት ካይትቡሉ ቀጥ ምእንቲ ኸትቡሉ

ሕጅ ኣብ ዝሐጸረ ኢድ ንኢድ ተታሐሒዝኩም ሐበራዊ ስራሕኩም ኸትቅጽሉ ዓወት ንምንየልኩም

በቲ ሐደ ሸነኸ ድማ ንዚ ሰናይ ሐሳብ ትግብሩዎ ዘሎኹም ንምጉንዳብ ዝሰርሑ ብዙሐት ተበጊሶም ኣሎው፤ስለዚ አብ ልዒለኹም ቡርቱዕ ደበና ሰሪቡ ኣሎ እሞ ማይ ካይሃረመኩም ናይ ሐባር መዒቀሊኹም ኽትሕዙ ብሐንሳብ ብሐባር፤ ጽቡቅ ትምኒት ንምኒየልኩም፤

ብዝሐጸረ እዋን ሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ ሰላም ረኽቡ እፎይ ዝብለላ ዕለት ኽትመጺእ ትሚኒት ኩሉ ኤረትራዊን ፋተውቲ ኤረትራን እዩ። መሳጋገሪ ሃገራዊ ዋዓላ ኤረትራ ሲቨካዊያን ማሕበራትን

ማሐበር መንእሰያትን ሙሁራትን ማሐበር ደቂአንሲቲዮ ኩላትና ብሐባር ንተስእ።

ራህዋን ዓወትን ንሙሉእ ህዝቢ ኤረትራ

ውድቀት ንህግደፋ ምስ ኮራኹሩ

ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስውአት ኤረትራ

ሃይለ ፋረዝጊ