ንሕጂ እወ ኣለኹም ክሳብ ማዓልትኹ&#463
نشر من قبل omaal في 06:26 صباحا - 27 08 1432 هـ (28 07 2011 م)

ንሕጂ እወ ኣለኹም

ክሳብ ማዓልትኹም

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡ እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

 


تفاصيل الخبر

ንሕጂ እወ ኣለኹም

ክሳብ ማዓልትኹም

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡ እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

(መልሲ ንአብ ጀበር ቲ  ኮም) ተለጢፋ ዘላ ሕጂ ውን አሎና ትብል (ግጥሚ)

ንሕጂ እወ ኣለኹም

ክሳብ ማዓልትኹም

ሚኒስተራቱ ሊኢኹልኩም

ከጻናንዕኹም፣ 

(ኣብ ከብዲ ጹጉብ የሎን ጡሙይ)

ንሶም ጸጊቦም

ጥሙይ ዘሎ ዘይመስሎም

ኣብ ስደት ዝነብሩ ኣጋይጾም

ህግደፍ ዳግማይ ታኣጊዶም

ጅቦኦም

ዶላር ጎዲልዋ ዓቢዶም፣

እገዳ ለውጢ ኣይምጽእን

ግን

ህዝቢ ኣሎ ይጓዝም

ኣሎና ምባል ጀሚርኩም

ምስቲ ጻሕታር ኲናት ኮንኩም

ንመን ክትልክሙ ኢኹም

ኮማንዶ ሓይሊ ባሕሪ ገዲፍኩም

ብመረት ዋርሳይ ፎእ ኢሉኩም

ተሪፍኩም ብይንኹም

ንግዝኡ እወ ኣለኹም፣

ህዝቢ ከፊእዎ ብሰንኮም

ኣብ ዓዲ ጀጋኑ ሕሽኩም

ጭፍራ ዘዋፈሮም

እወ ኣለኹም

ክሳብ ማዓልትኹም

እንዳ ባህረርኩም

ግብርኹም በሊዕኩም

ወይ ዓምኹም

ከይሃድም

ላንጋላንጋ ሓዲጉኩም

ድቃስ ሓሪምኩም

ህዝቢ ብጥምዩ ጸጊብኩም

ወዲ ኣፎም እንዳ በልኩም

ወዲ ሔማ ንደገ ንስኹም

ንደቂ ወሰን ጢዒምኩም

ትብህርሩ ኣብ ድቃስኩም

ንግዝኡ እወ አለኹም፣

(ናይ መንነት)

ቅልውላው ሽግርኩም

ተረፍ ደርጊ ስለ ዝኾንኩም

ንግዝኡ እወ አለኹም፣

ጃንዳ ምስ ፈረሱ

ቦታ ስለዘይብልኩም

ቶም ኣብ ዓዲ ዘለኹም

ምስ ሃደመ ሓዲግዝኩም

ትቕበሉ ፍርድኹም

ቁጸሩ ማዓልትኹም

ኣኺሉኩምዩ ኣኺልኩም

ህዝቢ ኤረትራ ፎእ ኢሉኩም

ብውሽጥን ብደገን ተፈሊጥኩም።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰምማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን