ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ &#46
نشر من قبل omaal في 07:43 صباحا - 21 08 1432 هـ (22 07 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ፣

 


تفاصيل الخبر

Er Na Com Jan  2011.jpg

ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤ ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን፣

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ - ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ’ዚ ንመስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ብደረጃ ዓለም ዝካየድ ዘሎ መስርሕ፣ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ዚ  ከባቢ ብዘቕረብናሎም ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ሳውዝ ደኮታ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብሩ ስለዝኮኑ፣ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሳውዝ ደኮታን ከባቢኣን ኣብዚ  ኣገዳሲ ኣኼባ ክትመጹ ብኽብሪ ንዕድም ብኽብሪ ንዕድም።

 

Location:

 

Sioux Falls Library
Main Library
200 N. Dakota Ave.
Sioux Falls, SD 57104

Date and time:

Saturday July 23, 2011 starting at 1:00pm

ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሳውዝ ደኮታ፣

ብድሓን ምጹ፣