አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ
መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ሎንደን (ዓባይ ብሪጣንያ)
አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ
መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ በርሚንግሃም (ዓባይ ብሪጣንያ)
አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ
መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ሎንደን (ዓባይ ብሪጣንያ)
ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 17/06/ 2011 አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ዝመርሕዎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ንምስልሳል መዲባ ስለ ዘላ ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ አብዚ ተባሂሉ ዘሎ ዕለት ንኽሳተፍ ብኽብሪ ትዕድም።
አኼባ ዝግበረሉ ቦታ Abrar Centre, Crawford St, off Edgware Rd., Lon NW1
Train :- Edgeware Rd, Station - Central, District, &
Circle and Hammersmith lines
Buses: 16,36,27,98,414,23,7
Time: From 2pm to 7 pm
አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ
መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ በርሚንግሃም (ዓባይ ብሪጣንያ)
ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 16/06/ 2011 አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ዝመርሕዎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ንምስልሳል መዲባ ስለ ዘላ ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ተቀማጣይ በርሚንግሃምን ከባቢኡን አብዚ ተባሂሉ ዘሎ ዕለት ንኽሳተፍ ብኽብሪ ትዕድም።
አድራሻ Wardlow Centre Nechells Hirmingham , B7 4JH
ግዜ ፡- ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6 ድሕሪ ቀትሪ