ህዝቢ ኤረትራ ተሓቢኑ ባኣኹም
نشر من قبل omaal في 08:18 صباحا - 10 07 1432 هـ (11 06 2011 م)

ህዝቢ ኤረትራ ተሓቢኑ ባኣኹም

ኣሃዱታት ድሕነት ከም ሽምኩም

እዛ ዓመት ፍትሓዊትያ

ንህግደፍ ነበረያ ነበረ ክትገብሮያ

ሰሚዕኩምዶ ደቂ ኤረይ ሰሪሖም ቅያ

ኣብ ልዕሊ ናይ ህግደፍ ስለያ

 


تفاصيل الخبر

ህዝቢ ኤረትራ ተሓቢኑ ባኣኹም

ኣሃዱታት ድሕነት ከም ሽምኩም

እዛ ዓመት ፍትሓዊትያ

ንህግደፍ ነበረያ ነበረ ክትገብሮያ

ሰሚዕኩምዶ ደቂ ኤረይ ሰሪሖም ቅያ

ኣብ ልዕሊ ናይ ህግደፍ ስለያ

ጸረ ህዝቢ ማሓውራት ከይተኣልያ

ኤረትራ ምስ ህዝባ ኣይትቐስንንያ

ኣሃዱታት ኪዳን ወስኹሉ ጉያ

ተዋሃሂድክን ንጭፍራ እለያ

እንታይ ትጽበያ።

ስለቲ ብጅግንነት ዝተሰወኤ

ስለቲ ክንዲ ህዝቡ ዝተወገኤ

ስለቲ ስለ ህዝቡ ዝተሞቕሔ

ታሪኽኩም ክትንተሹ ምስ ወግሔ።

ኣብ ቃልሲ ንብሩዩ መውጋእቲ

ቲ ጅግንነት ፈጺሙ ዘኸፈለ መስዋእቲ

ኣብ ነፍሲ ወከፍናሎ ናቱ ሓወልቲ

እቶም ዝወደቑ ኣብ ኢድ ጸላእቲ

ኣብ ሓርነት ትወጹ ካብ  ማእሰርቲ

ርሕቕቲ ኣይኮነን ቲ ማዓልቲ።

ንስለያ ህግደፍ ስንባደ ንህዝቢ ሩፍታ

ንስኹም ኢኹም ናይ ህዝቢ ዋልታ

እዛ ዓመት ፍትሓዊትያ ኮታ

ናይ ጭፍራ ክትከውን መደምደምታ።

(እንዳ ጨረሔ ዓወት ወይ ሞት)

ከምቲ ንነጻነት ሂወቲ ዝመነነ

ሕጂ ውን ንሓርነት በጃ ዝኾነ

ቲ ጅግና ይፈዲሎ ክንዲ ህዝቡ ሕነ

ኢሉ ንህግደፍ ደፊነ

ብግዝኣተ ሕጊ ክዳነ።

ዕጡቕ ኣሃዱታት ብርኪ ሊሎ

ብውሽጢ ህዝቢ ድሕነት ይጽበሎ

ሕጂ ሞ ዳሃይኩም ሰሚዑ ይብል ኣሎ

ለብዘበን ሓዲኡሎ።

(ሎሚ ዓመት)

ሓርነታዊ ቃልሲ ክዕወትዩ

ኣሃዲታት ኪዳን ኣሎ ተዳልዩ

ቲ ሕነ ክፍደዩ

ህዝቢ ዉሑዶ በኹዩ

ጅግና ኣይነብርንዩ

ታሪኹ ግን ነባሪዩ።

ዓወት ንኣሃዱታት ኪዳን ብሓበራ

ስዕረት ንስርዓት ኣስመራ።

ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑ ሰማእታትና

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን