ምልክታ፣ ጻውዒት ንህዝባው ኣኼባ&#496
نشر من قبل omaal في 05:55 صباحا - 05 07 1432 هـ (06 06 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

 ምልክታ፣ ጻውዒት ንህዝባው ኣኼባ፣

 


تفاصيل الخبر

Er Na Com Jan  2011.jpg

 ምልክታ፣ ጻውዒት ንህዝባው ኣኼባ፣

ንቐዳም 18 ሰነ (June 18, 2011) ሓው ተኽላይ ኣብርሃ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ነቶም በቲ ኮምሽን ዝተዳለዉ ሰነዳት መብርሂ ንምሃብ ኣብ ከተማ ቻርሎት ኖርዝ ካሮላይና (Charlotte NC) ህዝባዊ ኣኼባ ንምክያድ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉኹም ደለይቲ ደሞክራሲያዊ ለውጢ ኤርትራውያን ክትሳተፍዎን ኣብ ምህብታም እቶም ሰነዳት ግዴኹም ከተበርክቱን ብትሕትና ንዕድም።

ብዝሒ ናይቶም ሰነዳት ኣብ ግምት ብምእታው ንዘሎና ግዜ ብግቡእ ምእንቲ ክንጥቀመሉ ብግዜ ክትርከቡ ንምሕጸን።

ቦታ፡- Fairfield Inn & Suites

        8540 East Independence Blvd.

        Charlotte, NC 28227

ግዜ፡- ሰዓት 3፡00 ድ. ቀ.

ብድሓን ምጹ

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ

Charlotte, NC