ህዝባዊ አኸባ አብ ከተማ ኡልም
نشر من قبل omaal في 09:33 صباحا - 04 06 1432 هـ (07 05 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ህዝባዊ አኸባ አብ ከተማ ኡልም

 


تفاصيل الخبر

Er Na Com Jan  2011.jpg

ህዝባዊ አኸባ አብ ከተማ ኡልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንኡስ ጨንፈር ኡልምን ከባቢአን፡ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ኡልምን ከባቢአን ብዛዕባ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን መጻኢ ጉባኤን መብርሂ ክወሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ አብዚ አገዳሲ አኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት 14.5.2011

ሰዓት 14.00 ድሕሪ ቀትሪ

ኣድራሻ Haus der Begegnung

Grüner Hof 7

89073 Ulm

ንኡስ ሽማግለ ኮምሽን

ኡልምን ከባቢአን።