ናይ ሓዘን መግለጺካብ ኣባላት ተ.ሓ.&
نشر من قبل omaal في 05:48 صباحا - 27 05 1432 هـ (30 04 2011 م)

ELF Fla.jpg

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ                                                    جبهة التحريرالارترية

          Eritrean Liberation Front

                 ናይ ሓዘን መግለጺ

         ካብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዞባ ጀርመን

ብምኽንያት መስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ ኢድሪስ ዝተሰማዓና ሓዘን መሪር ዩ ምኽንያቱ ከም ዓብደላ ኢድሪስ ዛኣምሰሉ ገዳይም ሓርበኛታት ተጋደልቲ  ኣብ ስደት ሓመድ ኣዳም ክለብሱ ጻማ  ቃልሶም ኣይኮነን እሞ ንስዉእ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ኣላህ ይርሓሞ ንሙሉኣት ስድራቤቱን ንውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ ድማ   ጽንዓት ያሃበና እንዳበልና ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ከምዝኾና ንገልጽ ።

تفاصيل الخبر

ELF Fla.jpg

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ                                                                                      جبهة النحرير الارترية

Eritrean Liberation Front

                 ናይ ሓዘን መግለጺ

         ካብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዞባ ጀርመን

ብምኽንያት መስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ ኢድሪስ ዝተሰማዓና ሓዘን መሪር ዩ ምኽንያቱ ከም ዓብደላ ኢድሪስ ዛኣምሰሉ ገዳይም ሓርበኛታት ተጋደልቲ  ኣብ ስደት ሓመድ ኣዳም ክለብሱ ጻማ  ቃልሶም ኣይኮነን እሞ ንስዉእ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ኣላህ ይርሓሞ ንሙሉኣት ስድራቤቱን ንውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ ድማ   ጽንዓት ያሃበና እንዳበልና ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ከምዝኾና ንገልጽ ።

ከድካ ዶ ጅግና ከድካ

ዓለም ኣርኪባ ኮይኑ ግደኻ

ሓርበኛ ኣቡ ርጀላ ዶጸዊዑካ

ዶ ቶም ካሎኦት ብጾትካ

ውድቀት ኢሰያስ ከይረኤኻ

ዝጃጁ ዝነበረ ክላዓል ሽምካ

ቀሲኑ ቅድሚኡ ሓሊፍካ

ኣሰር ጀጋኑና ሲዒብካ

ንስኻ ከም ሓርበኛ ክትቅበር ኢኻ

ንሱ ግን ኣይረክብን ከምታ ናትካ

ቅሰን ክነተግብሮ ኢና ዕላማኻ

ኣብ ጉባኤ ዝማሓሉ ጀጋኑ ኣለዉኻ

ሓርበኛ ዓብደላ ኢድሪስ ረቢ ይቀበልካ።