ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ
መበል 75 ክፋል
ደጋጊምና ነጠንቅቕ ኣሎና
ኣይነፍቅድን ብዓዋተ ዝመጻና//
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርምርን
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ
መበል 75 ክፋል
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርምርን
ደጋጊምና ነጠንቅቕ ኣሎና
ኣይነፍቅድን ብዓዋተ ዝመጻና//
ብዓዋተ ዝመጻና
ኣይንርእዮን ኢና
ካብ ኢሰያስ ፈሊና
ብስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ
<<(_፧>>ጂግና ዝመጻና_>>፧<<)
እወ ንሱ ጀማሪ ሰውራና
ዓዋተ ኣቦ ኩሉና
ንኣስላምና ክስታና
ዓዋተ ዓዋተ ንብል ደጋጊምና
ንጭፍራን መሰልቶምን ጸሪግና
ከም ኩሎም ሰማእታትና
>>ኣብ ርእሲ ከተማ ናይ ኤረትራ>>
<<እወ<<
ሓርነታዊ ቃልስና
ምስ ኣራጋገጽና
በኣሰማቶም ሰኒድና
ሓወልቲ
ክንተኽለሎም ኢና//
ኣብ ልዕሊ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ
ኤረትራዊ ወደባት ደሎ ሒመታ
ጸረ መግዛእቲ ዝበለ ቱታ
ኤረትራ ክትማሓዳደር ብዋናታታ
ሓራ ክትከውን ካብ ገዛእታ//
ኣይግዛእን ኢሉ ዝኸፈለ መስዋእቲ
ሃገሩ ሓራ ክትከውን ምእንቲ
ኣይተጣራጠረን
ከም ዝረክብ ሰዓብቲ//
/ደጋጊንማ ነጠንቅቕ ኣሎና
ኣይነፍቅድን ብዓዋተ ዝመጻና//
መንዩ ንዓዋተ ዘይሽሙ ዝሃበ
ዉሑድን ብዙሕን ዝተዛረበ
ኣብ ዘበን ደርጊ ዝጸገበ
ሸለል ተባሂሉ ካብ ገጋኡ ዘይተኣረመ//
ኣይንደልን ብዓዋተ ዝመጻና
ናይ ቶም ዝቐደሙ ከይኣኽለና
ከሙኡ ኢሎም መጺኦም
እንዳ ሃቡ ዘይሽምና
መቓቒሎም ኣፍሲሶሞ ደምና
ኣይነፍቅድን ዝደሓሩ ከሙኡ ክደግሙና//
ደጋጊምና ነጠንቅቕ ኣሎና
ደጋጊምና ነተንቅቕ ኣሎና//
ከም ተመን ሕንዚ ዝተፉኡ
ካብ ኢሰያስ ዝተማህሩ ከክፉኡ
ዝምነዩ ዕምሪ ኢሰያስ ከናዉሑ
ኣብ ምፍልላይ ዝበልሑ
ጭርሖ ጭፍራ ዝጭርሑ//
ዓገብ ዘይሰምዔ
ኣይድቅስን ጉዱ ከይተቐለዔ
ፖሎቲካዊ ጽፊዒት ከይተጸፍዔ//
ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለለም
ዕወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን