ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ውሽጢ 2-3 ማዓልትታት ወግዓዊ ዌብ ሳይት ናይ
ምጅማር መደባቱ ከቅርብ (Post) ክገብር ሙዃኑ ንኹሎም ኣባላት ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለውጥን ካልኦት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያንን ንህዝብን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ንዝኾ`ኑ ፈተውትን ከነበስር ንፈቱ ፡፡
17/09/2012
ብስራት
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ውሽጢ 2-3 ማዓልትታት ወግዓዊ ዌብ ሳይት ናይ ምጅማር መደባቱ ከቅርብ (Post) ክገብር ሙዃኑ ንኹሎም ኣባላት ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለውጥን ካልኦት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያንን ንህዝብን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ንዝኾ`ኑ ፈተውትን ከነበስር ንፈቱ ፡፡
ኣብ ምጅማሩ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ቴክኒካዊ ምኽኒያታት ንዝተፈጠሩ ምድንጓያት ከኣ ይቕረታ ንሓትት ፡፡
በዚ ኣጋጣሚ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ደላይ ዲሞክራሳዊ ለውጢ ኣብ ምልዕዓል ህዝብናን ምሕያል ዲሞክራስያዊ ተጋድሎና ብሃናጺ ሓሳባትን ርእቶታትን ዕዙዝ ተርኡ ክጻወት ንጽውዕ ፡፡ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለ/ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ፡፡