ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ
تهنئة المكتب التنفيذي بمناسبة حلول عيد الفطر المبارك
ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን ጾም ምፍታሕ ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን መሰላቱን ክብርታቱን ንንምላስ ኣንጻር ጸረ ህዝቢ ጨፍጫፊ ንዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ቃልሲ ተጋድሎ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብዓወት ክጽንበል ኩሉ ዓቕምታቱ ኣታሓባቢሩ ብጽንዓት ክምክት ጻውዒቱ የቕርብ።
ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ
17 ነሓሰ 2012
تهنئة المكتب التنفيذي بمناسبة حلول عيد الفطر المبارك
يهنئ المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي الشعب الإرتري بصفة عامة، والمسلمين بصفة خاصة بمناسبة حلول عيد الفطر المبارك
:كل عام وأنتم بخير وبهذه المناسبة الدينية العظيمة يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي الشعب الإرتري الذي يتميز بالتسامح الديني إلى مضافرة الجهود بالوقوف إلى جانب النضال الجاري، والصمود في مواجهة النظام الديكتاتوري، لتعجيل سقوطه في أقرب وقت ممكن، بما يضمن تأكيد حقوقه الدينية وكرامتهم الإنسانية.
المكتب التنفيذي
للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي
17 أغسطس 2012م