ናይ ሓዘን መግለጺ
ኣባላት ህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ሓድነት ኤርትራ ዞባ ሑቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብምኽንያት
ዜና ዕረፍቲ ብጻይናን ሓውናን ኣሰፋው ኣብርሃ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እንዳገለጽና ንመላእ ስድራ-ቤት
ሙሉእ ጽንዓት ክህቦምን፡ ንመዋቲ ብጻይና ከኣ ዘለኣለማዊ ዕረፍትን መንግስተ-ሰማይ ከዋርሶን ንምነ።