አብ ወጻኢ ሃገራት እንረከብ ኤርትራዊያን
ሃይለ ፋረዝጊ
አብ ወጻኢ ሃገራት እንረከብ ኤርትራዊያን
ሃይለ ፋረዝጊ
ኩላትና ዝወርድ ዞሎ አብ ሃገርና ንርእዮን ንሰሙዖን አሎና
ሕማቅ እንበር ጽቡቅ ዘይ ትሰምዓሉ ኩነታት በጽሕና አሎና ሽግር ጥመት ሞት ሕማም እስርቤት ከሙኡ ሰደት ወዘተ ዝአመሰለ ሕማቅ የሕልፋ አሎ ህዝብና ስለዚ ኩላትና ንሕሰብ ብዘይ ጠቅም ዶሞዝ ህግደፋዊያን ዘዋፈሩዎ ተታሊልኩም ነብሱኹም ተታልሉ ዘሎኹም አሕዋት ብዘይ ጠቅም ዶሞዝ ወይ ብሰበይ ሰብካ ዝስራሕ ዞሎ ሕማቅ ተግባራት መሀብተሚ ውልቀ ሰባት ዝግበር ኩሉ
ዘይተፋልጠ ዮሎን ኩሉ ንግዝየ ግዝየ አሎዎ ከምዝባሃል ዛግራስ ተሐብኤት መሲሉዎስ ርእሳ አብ ሑጻ ተእትዎ
ከም ዝባሃል ምሳለ አይኑኹን ኽቡራት አሕዋት
ሽግር ህዝብና ሽግር ኩላትና እዩ እሞ ብሐደ ንሰራዓ
ምእንቲ ሰላም ኽሰፈን አብ ሃገርና
ሰላም ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ
ውድቀት ንህግደፋዊያን’
ንዘለአለም ኽብሪ ንስውአትና
ብሃይለ ፋረዝጊ