Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክ&#4651
أخبار

Er Na Com Jan  2011.jpg

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ካልአይ ስሩዕ አኬባ ጀሚሩ

ሎሚውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!!  ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ 15 መጋቢት 2011 ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ ብወግዒ ተኸፊቱን ዕማማቱ ጀሚሩን።

ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ምክትል ኣቦ መንበር ኮምሽን ሓው ዓብደርሑማን ጣሃ ነቶም ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ነዚ ኣኼባ ንምዕዋት ዝመጹ 47 ኣባላት ኮምሽን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩምን ገጽ ንገጽ ኣራኸበናን: ብተውሳኪ ከኣ ንቶም ኣባላትዘተን ደሞክራስን ይዓንብብብዝብል መድረኻዊ ጭርሖ ዝተበገሰ ሸነኽ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሓው /ኑር ኣሕመድን፡ መኮንን ሃይለን ከም ኣባላት ኮምሽን ምጽንባሮም ዝተሰመዖ ሰናይ ትምኒቱ ብድሕሪ ምግላጽ፡ ምስ ኩሎም ኣሕዋቶም ኣባላት ኮምሽን ኮይኖም ነዚ ረዚን ህዝባዊ ሓደራ ናብ ሽቶኡ ንምብጻሕ ልዑል ሓላፍነቶም ክጻወቱ ከምዝኽእሉ ከኣ ዘለዎ እምነት ገሊጹ።

2ed metting ENCDC 1.jpg 2ed metting ENCDC.jpg

ድሕሪ ምልኣተ ኣኼባ ምርጋግጽን፡ ምጽዳቅ ተሓዝቲ መዝገብን፡ ተርጎምትን፡ እቲ ኣኼባ ሕጋውነቱ ኣረጋጊጹ ኣብ ቀንዲ ኣጀንዳታቱ አተወ።

ቃል ፈጻሚ ኣካል ኮምሽን ብምክትል ኣቦ መንበር፡

ሓፈሻዊ ንሽድሽተ ወርሓዊ ጸብጻብ ፈጻሚ ኣካል፡

   . ጸብጻብ ፖሎቲካዊ ሽማግለ

            . ጸብጻብ ሽማግለ ህዝባዊ ውደባ

            . ጸብጻብ ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን

            . ጸብጻብ ሽማግለ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቀሪቡ።

ኣባላት ኮምሽን ነዚኦም ኣብላዓሊ ተዘርዚሮም ዘለዉ ጸብጻባት ብህዱእ መንፈስን ዓቢ ሓላፍነትን ክግምጉሙ ዊዒሎም፡ እቲ ውዕሎ ናይ ቀዳምይ ማዓልቲ ተዛዚሙ፡ ካልኣይ ስሩዕ አኼባ ኮምሽን ጽባሕ ክቕጽልዩ።

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቀትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን - ካብ ኣዳራሽ ኣኼባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

15 መጋቢት 2011

www.encdc.com

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,310,844 وقت التحميل: 0.12 ثانية