Eritrean Cultural Forum in Birmingham
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም
المنتدى الثقافي الإرتري في برمنجهام
دعـــــــــــوة عامة
Sunday
09/01/2011
1:00PM to 6:30PM
يستضيف المنتدى الثقافي الإرتري ببرمنجهام أعضاء الشبكة الإرتري للحوار الوطني،
الأخوة/ إبراهيم حامد، عبدالفتاح الخليفة ونوري محمد
لمناقشة حول أهداف ورؤية لشبكة وذلك يوم الأحد الموافق 2011.01.09 في تمام الساعة
1:00 ظهراً ونرجو منكم الحضور والمشاركة. مرحباً بكم!!!
ሓፈሻዊ ዕድመ
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም፡ ብዛዕባ ዕላማን ሸቶን መርበብ ኤርትራዊ ንሃገራዊ ዋዕላ መግለጺ ንምሃብ ኣባላት ናይቲ
ማሕበር ዝኾኑ ኣሕዋት ኢብራሂም ሓምድ፡ ዓብድልፈታሕ ኣልኸሊፋን ኑሪ መሓመድን ዓዲሙ ስለዘሎ ንሰንበት ዕለት 09/01/2011
ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6፡30 ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም።
ብሰላም ምጹ!!!
ቦታ
Wardlow Centre, Nechells, Birmingham, B7 4JT
المكان
ንዝያዳ
ሓበሬታ
رقم
الهاتف
eriecfb@googlemail.com
|