Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ደመደይ ኢሎም ቃልሲ ክጥምዝዙ ዝተ&#470
أخبار

ደመደይ ኢሎም ቃልሲ ክጥምዝዙ ዝተበገሱ

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ሓሶት እንተ ተዳጋገመ ሓቂ የምስል ክንምልስ ግድን።

ያኣክል ዉሑድ ኣይተጻረፍካን

ብጀካ ጸለመ ለበዋ ኣይሰማዕናን።

ቃልሲ ክጥምዝዙ ዝተበገሱ

ምስ ፈሸሉ ዝተኾሱ

ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ዘፍረሱ

ንኪዳን ምስ ህዝቢ ከባእሱ

ጀሚሮም ክሽምጥጡ ክናኸሱ።

ንባዓል ኣበር ኢልካዮ ባዓል ማዓንጣ

ብጭቑ ዘየበለ ክሳብ ሎሚ እታ ዝፈልጣ

ንዋዕሮታት ኢልካየን ብሃገር ክሸቕጣ

እታ ዋዕሮ ሕድሪ ከምዘይ ጠለመት ፍለጣ

ዶላራት ግዲ በሊዕካ ኣብዚሕካ ሸምጠጣ

ኤረትራ ንኤረትራዊያን የሎን ዝሸጣ ዝልውጣ።

አብ ሜዳ እንዳ በላዕኩም ጠጥዕሙ

ነርኩም ከፍኣት ተቃምሙ ታአልሙ

ሓያል ሰራዊት ሓርነት ክተቕህሙ

ጽኒዓት ኢልኩም ሰብ ኣይተጽምሙ

ጽንዓት ጽንዓት ኣይትደጋግሙ

ህዝቢ ምሳኹም እንተሎ ዘይትስጉሙ

ኪዳን ከምዚ ገበረ ኢልኩም ተጸልሙ

ኪዱ ቀጽሉ ርእሲ ሰብ አይተሕምሙ

ድኽመትኩም ንኪዳን ኣይተሸኩሙ

አይትፈትኑ ዘዝረሰነ ቃልሲ ክተቕህሙ።

ዋዕላ ቆሉዑ ምባል ኣብዚሕካዮ

ንሙሁር ንሓርበኛ  ኣናኣኢስካዮ

ሓሚምካ ዲኻ ናይ ቆሉዑ ንፍዮ

ዶ ካብ ትም ከሙኡ ያሓይሽ ኢልካዮ

ፋሕ ስለ ዘይበለ ከምቲ ዝተጸበካዮ።

ዋዕላ ቆሉዑ ኣብ ዚሕካ

እቶም ቆሉዑ ይልብሙ ካባኻ

ቆሉዑ መዚኖሞ ንሰልፍኻ

ሓንጎል ቆሉዑ ይሰፍሕ ካብ ሕንጎልካ

ምሳኦም እንተ ትዛተ ብዙሕ ምተማሃርካ።

አብ አውሮጳ አመሪካ ተቓወምቲ እዮም

እንቢ ንምልኪ ይብሉ የእውዩ ክንዲ ህዝቦም

ኣብ ዋዕላ ምስ ኣያታቶም ኣቦታቶም ዘቲዮም።

ዋዕላስ ሓድነት ኣውሒሱ

ናብ ጉባኤ ተበጊሱ

ኣባራቢሩ ነቶም ዝደቀሱ።

ኣብ ስደት ሽማግለታት መስሪቱ

እቶም ዝተዳናገሩ ጀሚሮም ካሓቱ

እቲ ምድንጋር በሪሂሎም ንምሸቱ

ሃገራዊ ዋዕላ ኣብጺሑ መልእኽቱ።

ሑሉፍ ታሪኽ ተናኺፍካ

ብዙሕ ውን ተጃሂርካ

ኣየናይ ድፋዕ ኣፍሪስካ

ኣየነይቲ ታንኪ ኣቃጽልካ

ምስ ኣየነይቲ ነፋሪት ተታዅስካ

ጅግንነትና አይፈልጥዎ ከምዚ ከማኻ

ካብ ኣከለጉዛይ ጀሚርካ ውረድ ሳሕል ባርካ

መድፋዓጂ በተን ዶሽዃ ህዝቢ ይንገርካ

ብቶንኮል ብሓሶት ቶጎቢእካ

ካብ ዘይትፈልጦ ትዛረብ ትም ማሓሸካ

ክትፎ አብዚሕካ አፍካ ማይ መሊኡዃ

ክንበልዕ ዝኸድና ዶ መሲሉካ

ኩትፎስ በሊዖሞ ወከልትኻ

አዲስ አበባ ዝተማላለሱ መራሕትኻ።

አብ ቃልሲ ገለ ይስዋእ ገለ ይውጋእ

ገለ ይድሕን ይጽዋዕ ውን ውጻዕ ማዓት

ገለ ብዘይ ድልየቱ ይኸይድ ስደት

ገለ ይቃለስ ቡዙሕ ዓመታት

ሕድሪ ከይጠልም ይብል ከርተት

ንምጽላም አይትውሰድዎ ትብዓት

ንምፍንጫል አይትውሰድዎ ጽንዓት

ኤረትራ ናይ ደቀባት መትከል ቡዙሓት

አይኮነን ጭሮሖ ናይ ዉሕዳት።

ከም ጠበቕ ርእሶም ዝንቕንቑ

ካብ ድቃስ ተሲኦም ክጽይቑ

ህዝቢ ይስደድ ንሶም ይስሕቑ

ጀሚሮም ምስ ኣለና ክቛየቑ።

አለና አሎና አብ ጎንኻ

ሓደ ሪኢቶ ዘለና ከማኻ

ንጃንዳ ህግደፍ አጋልጾም አጆኻ

በለት ኣድጊ አነ ዝምትኩላ

ዳንደር ትብቆላ

ንሕና ዘይብላ ዋዕላ

ዋዕላ ቖልዑ ንበላ።

ግደፉና ንህግደፍ ክነቃልዖ

ብርዕና ናብኡ ክነቕንዖ

ነቲ ኩርኳሕ ስርዓት ክንጭንጎዖ

ህዝቢ ሓሪሱ ክበልዕ ናቱ ቃጾዖ።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,915,682 وقت التحميل: 0.21 ثانية