Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
አገዳሲ ምልክታ/ሓቤረታ …!  ፖለቲካዊ &
أخبار

ER Strong Palatalk.jpg

አገዳሲ ምልክታ/ሓቤረታ …!  ፖለቲካዊ ዘተ ምስ ክቡር ደራሲ ሳልሕ ቃዲ

 

ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።

 

እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ እቲ ልሙድ ስራሕና መሰረት ብምግባር፡ ን-ቀዳም ዕለት 27.11.2010፡ ሓው ሳልሕ ቃዲ፡ ከም ናይዛ ኣብዚ ቀረባ አዋን ዚታሓትምት መጽሓፍ (Of Kings and Bandits) "ናይ ነጋውስን ሽፋቱን" ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘለት፡ ደራሲን ከምኡ’ውን መስራቲን፣ አማሓዳሪን መርበብ ዜና፣ www.awate.com መጠን፤ ጋሻ ናይ "Eritrean Room For Strong & United Opposition" ኮይኑ ከምሲ ዓዲምናዮ አሎና።  አብዚ ፉሉይ መደብ እዚ፡ ዘተ ምሲ ደራሲ “Of Kings and Bandits" ሓውና አቶ ሳልሕ ቃዲ፡ ቢዛዓባ አታ መጽሓፍን ተንኪፎቶም ዘላ፣ ፖሎቲካዊን፣ ቁጠባዊን፣ ማሕበራዊን፣ ባህላዊን፣ ዘዓይነቱ ኣርእስትታ ኣልዒሉ ምስ ህዝቢ ክዛተይ እዩ፡፡

መጽሓፍ ሓው ሳልሕ ቓዲ፡ “Of Kings and Bandits" (ናይ ነጋውስን ሸፋቱን)፡ ሊብ ወልድ ኮይና ብዝዓባ ሓደ ንእሽተይ መንእስይ ብስንኪ መግዛኣትን ውግእን ዘጋጥምዎ ማሕበራዊን፣ፖሎቲካዊ፣ባህላዊን፣ ሺግራትን፡ እሱ እውን ቢኸመይ ነቶም ቢድሆታትን ከምዝገጥሞምን እተዘንቱ ብእንግሊዘኛ ዚተጻሓፍት መጽሓፍ እያ፡፡ ቡዙሓት ኤርትራውያንን ማሓዙት ኤርትራውያንን ብኣድናቆት ብዛዓባ እዚኣ መጽሓፍ ይዛረብላን ይጽሕፉላን አለዉ፡  ገለ ካብኣቶም እውን ኣብዚ ፉሉይ መደብ ብኣካል ተረኺቦም ክዋሱእ እዮም፡፡ ንተወሳኺ ሓበሬታን ርእይቶ ናይ አንበቢታን ንምርአይ ኣብዚ ጠውቁ፡  ተወሳኪ ሓበሬታ ብዛዓባ “ኺንግስ & ባንዲትስ"

እዚ ፉሉይ መደብ ዘተ ናይዛ መጽሓፍ’ዚኣ “Of Kings and Bandits" (ናይ ነጋውስን ሸፋቱን) ብኸምዚ ተሰሪዑ ኣሎ።

1.   ኣማሓደርቲ ነቲ መደብ የፋልጥዎን መእትዊን ይገብርሉን፡ ካብቶም ነታ መጽሓፍ ዘኒበቡ ጦብላሕትኦም ብዛዓባ እታ መጽሓፍን ምስ ክቡር ደራሲ ሳልሕ ቃዲን ንህዝቢ የላልዩ።

2.   ደራሲ፡ ሳልሕ ቃዲ፡ ሓፈሻዊ ድሕረ ባይትን፡ ተሞኩሩኡን፡ ንምንታይ ብኽመይን ን “Of Kings and Bandits" (ናይ ነጋውስን ሸፋቱን) ከምዝጻሓፋ ይገልጽ።

3.   ድልየትን መደብን ናይ ነጋሪት እትባሃል ትካል ከም መድያን፣ ኣብ ምሕታም መጽሓፍቲ ትውሳእ ዘላን መጠን፤ (ሀ) ኣብ ምሕታም መጽሓፍትን፤ (ለ) ምትብባዕን ምሕጋዝ ጸሓፍቲን፣ ከመይ ይመስል።

4.   ሕቶን መልስን፡ ከም እውን ርእይቶ ምቅራብን፣ እዩ።

ስለዚ፡ ክቡራትን ክቡራንን፡ አሕዋትን አሓትን ደቂ ሃገር፡ ከምዚ ዝአመሰለ፡ ብጣዕሚ እዋናውን ኣገዳሲ ዝኾነ፤ ግደ ደረሲቲን መጽሓፍትን ኣብ ምልዋጥ ሕብረተሰብን፡ ፉሉይ ዝኾነ መደብ ናይ መጽሓፍ ዘተ ምስ ክቡር አቶ ሳልሕ ቃዲ ከይሓልፈኩም/ክን ምእንቲ፣ አብዚ ምሸት እዚ ናይዚ ዘተ እዚ ተኻፈልቲ ክትኮኑ/ኮና፤ አሕዋትን አሓትን ደቂ ሃገር ብኽብሪ ንዕድም። Room-ና ዝኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ Berlin አቖጻጽራ፡ ሳዓት 2000 ክኸውን እንከሎ፡ ዘተ ምስ ጋሻና ዝጅምረሉ ግዜ ግን፡ ሳዓት 2100 እዩ።   ነዚ ናይ ፓልቶኽ ፉሉይ መደብ ኣብዚ ጠዊኩም http://eritrea.zxq.net/ ብቀጥታ ኺትካታተልዎ ይካኣል፡፡

ብዳሓን ምጽኡ/ኣ ...!!!

ካብ ኤርትራውያን፤ አባላት ዝተፋላለያ ውድባት፣ ሲቪላውያን ማሕራበት፣ ብውልቀ ተቓወምቲ፣ አብ መራኸቢ ብዙሓን፣ ፓል-ቶክ (Paltalk)፤ ብዛዕባ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን፣ ከምኡ እውን ከም ተቓወምቲ መጠን፣ ባዛዕባ አግባብ አቃላልሳና፣ እንማያየጥን እንዛተን ደቂ ሃገር።

 erfsauo@yahoo.com 

 

 

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,285,012 وقت التحميل: 0.30 ثانية