Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኣኼባ ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበራ&#4725
أخبار

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣኼባ ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ኣብ ሃገር ጀርመን

ቀዳም ዕለት 6.11.2010 ኣኼባ ኩሎም ወከልቲ ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበራትን ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ውድባትን ኣብ ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። እቲ ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ

 ለውጢ ዝነበረ ምትሕብባር ናይ በርገሳውያን ማሕበራት ኤውሮጳን ውድባት ኤደኪን፡ ብመሰረት ውሳኔታት ሃገራዊ ዋዕላ ኵሎም እቶም ካብ ኤደኪ ወጻኢ ዘለዉ ውድባት ከይተረፉ ብሓባር ክሰርሑ

 ስለ ዝግባእ ኣብ‘ቲ ኣኼባ ተሳቲፎም። እዚ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝተሰላሰለ ኣኼባ‘ዚ፡ ብዛዕባ‘ቲ ነዚ ዓመት‘ዚ ክካየድ ዘለዎ ፖለቲካዊ ስርሓትን ኣወዳድባኡን ተመያይጡ፡ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ

 ኣኼባ ብሰፊሑ ክዘረበሉን ዘድሊ መምርሒ ክሕንጽጽን ምእንቲ እታ ዝነበረት ሽማግለ ቀጻሊ ኣኼባ ክትጽውዕ ተማሕጺኑ።

ኣብ ዝመጽእ ቀዳማይ ሰሙን ናይ ውርሒ ታሕሳስ 2010፡ ዓመታዊ ዝኽሪ „ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት“ ስለ ዝዀነ፡ ንጽባሒቱ ኣብ ዘላ ቀዳም ዕለት 11 ታሕሳስ፡ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽግበር ዝቐረበ

 ሓሳባት ቅቡል ኰይኑ ስለ ዝተረኽበ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ተወሲኑ።

ንቀዳም ዕለት 11 ታሕሳስ 2010 ስላማዊ ሰልፊ ንምግባር ፍቓድ ተሓቲቱ ስለ ዘሎ፡ ብዝምልከቶ ናይ ጸጥታ ትካል ናይ ሕራይነት መልሲ ምስ ረኸብና ዘድሊ ሓቤረታት ክንህብ ምዃንና ነፍልጥ።

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ውድቀት ንዲክታቶርያዊ ግዝኣት ህግደፍ

ኣወሃህዲ ሽማግለ

በርገሳዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን

ኣብ ጀርመን

10.11.2010

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,281,620 وقت التحميل: 0.34 ثانية