Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ንናጻነት ዝተቓለሰ ህዝቢ ዶ ድሕሪ &#47
أخبار

ንናጻነት ዝተቓለሰ ህዝቢ ዶ ድሕሪ ነጻነት ምሓሰሞ

ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ኣንቢቡ  መን ኣሎ ዘይሰድመሞ

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ንናጻነት ዝተቓለሰ ህዝቢ ዶ ድሕሪ ነጻነት ማሓሰሞ ነቲ ከዳዕ ምስ ደቂ መዛምርቱ መታን ክጥዕሞ ትልሚ ንዘሪኢ  ክርዳድ  ኣንቢቡ ንመን ኣሎ

ዘይገረሞ።ጀጋኑ ሰማታትና ኣይተርፍን ታሪኽኩም ተደፊኑ በብማኣልቱ ክግለጽ እዩ ክሉ ሕድሪ ዘይጠለምና ደቀባት ንቃለስ ኣሎናሩሑቕ ኣይኮነን

 ዲክተተር ካብ ሃገርና ዝጽረገሉ።

ከምቲ ድሕሪ 30 ዓመት ዝታዓወትና

ሕጂ ውን ንሓርነት ንቃላስ ኣሎና

ውዒሉ ሓዲሩ ናይ ግድን ዓወትና

ኤእምንና ንደርቢየሎም ንህግደፍ ሰብ ደምና።

ከም ባሕሪ ሰንብስት ዝግ ዝበለ ህዝቢ

ኣብ ክንዲ ንምልኪ ዝብል እንቢ

ብጀካ እቲ ኣብ ስደት ዝነብር መን ኣሎ ዓጋቢ።

ኣብ ደሞክራስያዊያን ሃገራት ዝነብር ቀሲኑ

ኣብ ሃገሩ ደሞክራሲ ክንዲ ዝምነ ኣይግዱ ኮይኑ

ዘዝኮረየ.ክንዲ.ዝቃወም.ይቑዝም.ኣብ.ገዛኡ፡ደኒኑ።

 ንቃልሲ፡ዝዕድም፡ጽሑፋት.እንዳ፡ኣንበበ 

ብድቁሱ.ከይተቓለሰ፡ክወግሓሉ፡ዝጽበ  

 ምስ ወግሒ  ሆየና ሆየ ክብል ዘዝገበ።

እወ የድልሎ ሓቦ

ክንድብሶ ነቲ ዓቕሉ ዝጸበቦ

ናይ ትማሊ መንእሰይ ናይ ሎሚ ኣቦ

ናይ ትማሊ ተቓላሳይ ጻላኢ ዘጽደፍካ ካብ ጎቦ

ዘክር ብጾትካ  ንጠላም ኢዱ ክትረክቦ።

ዕምሪ ዲክተተር ክነሕጽሮ ቀልጢፍና

ንምስ ህግደፍ ዝዳናገጽ ዘሎ ህዝብና

ተሓታቲ ምዃኖም ክነብራሃሎም ይግባኣና

ከምቲ ወዲ ሻውል ዝበሎ ጁጅ ማጁጅ ጸሪግና

ካብ ምልኪ ህግደፍ ክጋላገል ህዝብና።

ናይ ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ገሪሙናሎ

ዝበረቐ ጻሓይና ክብል ዝጽበ ዘሎ

ዓይኑ ዓሚቱ ይዕዘብ ከምዘይ ይምልከቶ

ናይ ውሽጢ ህዝቢ ኣሎ ሓርነት ዝሕርበቶ

ሕብራም ዝለዋውጡ በዚሖም ከም ነፋሒቶ።

ኣበይነርኩም ከይትባሃሉ

ተቃወምቲ ኣይሰርሑን ትብሉ

ህግደፍ ክቕጽል ትምህለሉ።

ቡዙሕ ኣሎ ኤረትራዊየ ኢሉ ዝምካሕ

እቲ ኤረትራዊ ዘብሎ ዘጉደለ ስራሕ

ኣጽቂጡ ዝጽበ ብዝጸብሔ ይጽባሕ

ተጋማጣሊ ፈታዊ ነብሱ ጎራሕ።

ከምቲ ናይ 91 ክወግሕ እዩ

ተቃለስቲ ኣሎዉና ሕነ ዝፈድዩ

እቶም ዝዋራዘዩ ሹዑ ይበኽዩ

ቢሂወቱ ዝጸንሔስ ክርህዎዩ።

ክሳብ ሰማይ ንብላዕ ስርናይ

ልቢ ዓድጉ ባዓል ጣልማይ

ዓገብ ዘይፈልጡ ብጀካ ሕራይ

ብህግደፍ ገንዘቡ ተዘሚቱ  መን ኣሎ ዘይበኸየ

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ንቃልሲ ታዓዲሙ ካብ ኣበየ

ከም ኣመሉ ይጽበሎ ምስ ወግሔ ክብል ሆየ ሆየ

ምስ ህግደፍ ተጸጊዑ ወለዲ ስዉኣትና ዘብከየ።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊትለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,289,817 وقت التحميل: 0.19 ثانية