لقـــــــاء قيـــــــــــادة التحالـــــــــــف
-
بعد نجاح لقاء القيادات الاول والذي انعكس ايجابا على الساحة السياسية الارترية في
امتصاص حالة الاستقطاب الحادة التي مرت
بها
الساحة في الفترة القريبة الماضية وتكملة لمشوار
معا نتحدى طغيان اسياس
نستضيف
قيادة التحالف الديموقراطي
الارتري
ممثلة في الاستاذ / عبد الله محمود
و الاستاذ/
تولدي قبري سلاسي .
-
علما بان اللقاء الاول شارك في كل من
الاستاذ/
احمد محمد ناصر ,
الاستاذ/
ولديسوس عمار ,
الاستاذ/ احمد نور احمد
والاستاذ /
حسن علي اسد
وشاركت في انجاحه العديد من الشخصيات التي تنتمي الى مختلف اطياف المعارضة
الارترية .
-
مما يجدر الاشارة اليه ان الكثيرون لم يجدوا المساحة للمشاركة لان الغرفة تسع 250
مشارك فقط مما اضطر ادارة الغرفة لفتح
غرفة
اخرى لنقل الصوت مباشرة ولكن للاستماع فقط .
-
سنوافيكم بتفاصيل اوفى عن اللقائين في وقت لاحق.
-
هذا وقد تم تحديد يوم
السبت الموافق 20 مارس
تمام
التاسعة بتوقيت لندن موعدا للقاء .
المكان :
Eritrea For All Eritreans Room
بالبالتوك
www.paltalk.com
ርክብ መሪሕነት
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ማራሕቲ ናይ
ውድባት (ኣቶ ኣሕመደ መሓመድ ናስር፣ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር፣ ኣቶ መሓመድ ኑር ኣሕመድ፣ ኣቶ ሓሰን ዓሊ
ኣሰድ
)
ብምእንጋድ ዝተኻየድ
ዘተ ፓልቶክ
: ኣብ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ መስርሕ ኣውንታዊ ጽልዋ ስለ ዝነበሮ፡ ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ገለ ካብ’ቲ ሰፊኑ ዝነበረ ናይ
ምንጽጻል ሃዋሁ ብመጠኑ ተኣሊዩ
ክበሃል ይከኣል። ኣብ ምዕዋት መደብ ናይ’ታ
ምሸት’ቲኣ ዝተፈላለየ ውድባውን ፖለቲካውን ዝምባሌ
ዘለዎም ብዙሓት ሃገራውያን ዘበርከትዎ ግደ ከነመስግን ንፈቱ። እቲ ገዛ ን250 ተሳተፍቲ ጥራሕ
ስለ ዝኣክልን፡ ብዙሓት ክሳተፉ
ከኣ ስለ
ዘጸገመ፡ ኣካየድቲ መደብ፡ ተወሳኺ ገዛ ብምኽፋት ኩሉ ግዱስ ከም ዝከታተል ተገበረ።
ሕጂ’ውን መቐጸልታ ናይ’ቲ ዝተኻየደ
ልዝብ፡
”ጭቆና ስርዓት ኢሳያስ ብሓባር ንመክት”
ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ምስ’ዞም ዝስዕቡ ማራሕቲ ኤ.ዲ.ኪ.
ኣገዳሲ ልዝብ ኣብ ፓልቶክ
(Eritrea
For All Eritreans Room)
ከነካይድ ምዃንና ንሕብር፡-
1.
ኣቶ
ዓብደላ ማሕሙድ ኣቦ መንበር
ማእከላይ ሽማግለ ኤ.ዲ.ኪ.
2.
ኣቶ
ተወልደ ገብረስላሴ
ኣቦ መንበር
ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤ.ዲ.ኪ.
ትሕዝቶ ናይ ክልቲኡ መደባት ብሰፊሑ ከነውጽኦ
ምዃንና ድማ ንሕብር።
ዕለት፡
ቀዳም 20/03/2010
ግዜ፡
ካብ ሰዓት 20.00 ብኣቍጻጽራ ሎንዶን
ገዛ (ፓልቶክ)፡
Eritrea For All Eritreans Room
www.paltalk.com
ብድሓን የራኽበና !!
|