ናብ ሓባራዊ ራኢን ሓባራዊ ናይ ስራሕን ፍጻሜን 2010
መእተዊ
ብይ ምጥርጣር ህዜቢ
ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኢሳያስ ይሳቀ ከምሎ ኲሉ ዜፈልጦ ሓቂ እዩ። ስለዙ ህዜቢ ኤርትራን ተቓወምቲ ዉድባቱን ቃልሶም ጠጠዉ
ኣየበሉን: ይኩን እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ገለ መድረኻትይዯክም ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ይብርትዕ ምንባሩን ምህላዉን’ዉን ንኲልና
ብሩህ እዩ። ብፍላይ ከኣ እተን ተቓወምቲ ዉድባት/ተስፍታት ኣብ ገለ መድረኻት ተሰማምዏን ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ሰለዜበኣሳ ኢቲ
ቃልስቲ ከምቲ ዜድለ ኣይዯንፈዏን ሎ።
እዚ ጽሕፍቲ ኣዙ ነቅርባ
ሎና ንናይ ሓባር ስራሕን ናይ ሓባር ራኢን ነቲ ናይ ተቓዉሞ ዯንበ እተገልግል እያ። ምስኡዉን ነተን በርገሳዉያን ማሕበራት
ብዜሰፍሐ ኣገባብ ነቲ ረብሓ ህዜቢን ሃገርን ኤርትራ ዜሕሉዉ መሰረታዊ ለዉቲ ንኽመጽእ ግዯአን በርክታሉ መዯረኽ ንምፍጣር
ኢዩ።’
ንምብርሁ፡
እቲ ዓላማ ነቲ ኣሉታዊ
መግለጽታት ናይ ተቓወምቲ ሓይልታት ኣሊካ ናብ ኣወንታዊ መልክዕ ንምስጓምን ከምእዉን ብዜዓበየ ናይ ህዜቢ ተሳታፍነት ካብቲ
ኣሉታዊ ኲነታትና ንክንወጽእ ባይታ ምፍጣር እዩ ። እዙ ከኣኒ ነቲ ኤርትራዊ ዱሞክራሳዊ ኪዲን መዱብዎ ሎ ሃገራዊ ዋዕላ የዏዉቶ
እዩ።’
ብከመይ ንምንታይን?፡
ኣብ ሓዯ ንእስ ዜበለ ኣኼባ
ሓንቲ ኣካያዱት ሽማግለ ምምራጽ ንኣብነት ኣብ ናይ ፓልቶኽ ኣዲራሽ።
ዕላማ
1.
ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ኤርትራ ዜወርድ ሎ ግፍዕን መኸራን ኣቓልቦ ሕብረ-ተሰብ
ዓለም ከምዜረክብ ምግባር።
2.
ናይ ተቓዉሞ ዯንበ መግለጺታት ዜተወሃሃዯ ከምዜኸዉን ምግባር።
3.
ነቲ ናይ እቲ ስርዓት ፖሊሲታትን ፖሎቲዊ መግለጺታትን ብኣግኡ ንምፍሻሉ ብትብዓት ምምካቱን ምቅላሱን።
4.
ኣብ’ዙ
ናይ ሓባር ስራሕ ተሳታፍነት ናይ ኩለን ተቓወምቲ ውድባትን/ሰልፍታትን
በርገርሳዉያን ማሕበራትን ምርግጋጽ።
5.
ንሕብረት፡ ሕድሕድ ምትሕግጋዜን ምትሕልላይን ኣብ ወጻኢ ለዋ ማሕበር-ኮማት
ምስራሕ።
6.
እዙ ናይ ሓባር ስራሕ እዙ፡ ነቲ ናይቲ ስርዓት ጸለመ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ሓይልታት ብሓባር ክሰርሓ
ኣይክላን እየን ዜብል ጸለመ ከፍሽሎ ኢዩ።
7.
ነቲ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲ ሓይልታት ሎ ናይ ነንሕድሕድ ጸለመ ዯዉ ብምባል
ኣብ 2010
ንህዜቢ
ኤርትራ ብስራት ይኮኖ።
ዓቅምታት /ብቅዓታት
ብርክት ዜበላ ማሕበራትን
ዉድባትን/ሰልፍታትን ኣብ ገለ እዋናት’ዉን ብዉልቃዉያን ተሳታፍነት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህግዯፍ ክካየደ ጽኒሖም እዮም።
እንተኮነ ግን ብዜሒ ናይ ተሳተፍቲ ካብ ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታት ይኩን ካብ ህዜቢ ይውሕዶ ነይሩ እዩ፡ ኣብ ገለ እዋናትዉ’ን
ናይ ስራሕ ጽፈትን ተሞክሮን ይሓጽሮ ምብባሩ ንኲልና ብሩህ እዩ። እዙ ሕጂ ክንተሓሓዝ ዯሊና ሎና ዕዮ እምብኣር ነዙ ተበታቲኑ
ሎ ዓቅምታትና ብምጥርናፍ ነቲ ብከንቱ ዜጠፍእ ሎ ጉልበንት ተባላሓትነትን ብምእራም፡ ነቲ ንዯልዮ ሎና ናይ ሓባር ሸቶ
ንምቓዕ እዩ፡ እንተድኣ ብንጽህናን ብሰናይ ተበግሶን ተላዒልና ይከኣል ዕላማን ሸቶን እዉን ኣይኮነን።
ሳዕቤናት
እዙ ናይ ሓባር ተበግሶ እዙ
ነቲ ስርዓት ኣብ ዓቢ ዕንወት ከብጽሖ እዩ። ዋላ እዃ ካብ መሰረቱ ምሕዩ ኣንተይኣዉዯቆ ሰንከልከል ከምብሎ ንጹር እዩ።
ብተወሳኪ ኣብ ሞንጎ እቶም ዯገፍቱ ድማ ራዕዱን ሽበራን ከአትወሎም እዩ። ንህዜቢ ኤርትራ ከኣ ናይ ምቅዋም ሞራሉ ክብ ከብሎ
እዩ። ከምእዉን ነቲ ንለዉጢ ዜቃለስ ሎ ዉድባትን/ሰልፍታትን ህዜቢ ኤርትራ ከምዜዓስሎ ክኸዉን እዩ። ህዜቢ ኤርትራ ነዙ
ዱክታቶራዊ ስርዓት ኣልዩ መሰረታዊ ለዉጢ ንምምጻእ ዜለዎ ድልየት ከበርትዖ እዩ።
መርገጻት
ሀ) እቲ ስርዓት ብልዎ
ዓቅምታት ነዙ ተግሶ እዙ ንምፍሻሉ ክቃልሰና ምዃኑ ፍሉጥ እዩ።
ለ) ብኣንጻሩ ነዙ ተበግሶ
እዙ ዜኮነት ትኩን ዉድብ/ሰልፊ ክትዕንቅፎ ኢያ ኢልና ኣይንኣምንን ኢና፡ ምክንያቱ ኲለን ተቓወምቲ ሓይልታት እዙ ኣብ ሃገርና
ሎ ስርዓት ክቕየር ከምለዎ ዜሰማማዓሉ ነጥቢ እዩ። እቲ ፍልልያተን ሎ ብከመይ ነዙ ስርዓር ንእለዮ ኣብ ዜብል እዩ። እዙ
ዕዮ እዙ ከኣኒ ካብቲ ናይ ስርዓት ክእለ ከምለዎ ዜብል ዜተሓተ ነጥበ ስምምዕ ስለ ይሓልፍ ጸገም ጓንፎ ኣይመስለናን። ስለዙ
ኩሉ ተቓዋማይ ሓይሊ ክዓስሎ ይግባእ። ሰለምታይሲ ሓዱሽ ወጋሕታ ብርሃን ብኳን ናይ ምቅላስ ሓይልና ሰለሐይሎ።
ሐ) በርገሳዉያን ማሕበራትን
ኣገዯስቲ ባእታታትን ጽቡቅ ታሪኽ ክጻወቱ ንጹር ዜኮነ ራኢን መዯብ ዕዮን የድሊ።ከምቲ ኣብ ዜሓለፈ ጽቡቅ ታሪኽ ዜተፈጸመ ህጂዉን
ክድገም ይክእል እዩ።
1. ሜላ
ፖሎቲካዊ መዲይ
ናይዙ ተበግሶ እዙ ናብ ኲሉ ምስርጫዉ። ነዙ ሓበሬታ ’ዙ
ናብ መላእ ተቓዉሞ ዯንበ ንክባጻሕ ኤርትራዊ ዯሞክራሳዊ ኪዲን ዜዓበየ ግዯ ክጻወት ኣለዎ።
2. መራኸቢ
ብዘሃን
(Media)
ጉዲንይ መራኸቢ ብዘሃን ኣብ
ፖሎቲካዊ ቓልሲ ዓብይ ግዯ ከምለዎ ማንም ይስሕቶ እዩ። ስለዙ ቡቑዓት ዜኮኑ ጋዛጠኛታት የድሊ።
ሀ )
ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዜግበር ግፍዕታትን ወጽዓን ኣብ ወጻኢ ከቃልላሕን ኽበጽሕን ክኽእል ኣለዎ።
ለ )
ኣብ ዉሽጢ ሎ መራኸቢ ብዘሃን ንህዜቢ እቶም ኣብ ወጻኢ
ብተቓወምቲ ዯቁ ዜግበሩ ቃልሲታት ከምዜበጽሖ ክገብሩ እለዎም። 2010
ብናይ ሓባራዊ ራኢን ሓባራዊ ስራሕን ተበጊስና ከምሎና ንህዜቢና ከበስርዎ ኣለዎም።
3. ህዜቢ
እታ ሽማግለ ከኣ ህዜባዊ
ምንቅስቃ ተላዕል ከምኡዉን ናይ ህዜቢ ዯገፍ ንምርካብ ትጽዕር
4. ምሕዯራ
እታ ሽማግለ ኽእለታትን
ብቕዓታትን ለዎም ዉሩያት ዛጋታታት ክትመርጽ ኣለዋ። ምእንቲ ነቲ ህዜቢ ከተላዓዕል ብተወሳኺ እንተድኣ ፍልልያት ተረኺቡ ኣብ
ዜቀልጠፈ ግዛ እትፈትሓሉን ናብ ንቡር ቦትኡ እትመልሰሉን መካኒዜም ከተጥሪ እለዋ።
ለበዋ
እታ ሽማግለ ነቲ እትረኽቦ
ዕድላት ብዜለዓለ ዯረጃ ኽትጥቀመሉ ክትክእል ኣለዋ። ንኣብነት ብናይ ኢንተርነትን ፓልቶክን ርኽኽባት ምክያድ ክምልሙድ ክትወስዶ
ኣለዋ።
መዯምዯምታ
እዙ ተበግሶ እዙ ዕዉት
ንኽከዉን ዯገፍ ናይ ተቓወምቲ ሓይልታት ክረክብ ኣለዎ። ብፍላይ ከኣ ኤርትራዊ ዯሞክራሳዊ ኪዲን። ከምኡዉን እተን ኣብ ስዯት
ለዋ በርገሳዉያን ማሕበራት ኣብ ጎድኑ ጠጠዉ ክብላ ኣለወን።
ብሓባር ኮይና ንቃለስ
ዱክታቶራዊ ንስርዓት ክንምክት!
|