Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
Agadasee Habarata TA.HA.AI Ab Samen Amirca
أخبار

 ኣገዳሲ ሓበሪታ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን 

E.L.F Slogan 2015.jpg

 ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን   

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ሰምየን ኣመርካን ከነዳን፣ ከም ውጺት ናይቲ  ብ August 23/2015 ብገዳይም ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተኻየደ መቐጸልታ ናቱ ብሰንበት September 21/2015 ንመበል ካላኣይ ግዚኡ ካብ ስዓት 10 ናይ ንግሆ ስጋብ ስዓት  1፡30  ናይ ምሸት ን ሰለስተ ስዓት ዝወሰደ  ወርሓዊኣኼቡኡ  ተካይዱ።

         እዚ ኣኼባዚ ደቂ ከበሳን መታሕትን  ገደይም ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዝነበሩን ኣብ ተ.ሓ.ኤ ክቕጽሉ ዝጸንሑን ዝግበር ዘሎ ናይ ገደይም  ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናብ ባህርያዊ ህዝባውነታን ቦታኣን ንምምላስ  ብሓንስብ ኴና ዝኸፈልናዮም ዝኸፈልናየን ኣናብሳትን ዋዕሮታትን ዕላሞኦም ዕላመኤን  ንህዝቢ ኤርትራ ሓራን ሰላምን ቅሳነትን ግዝኣተ ሕግን ንምርግጋጽ ክቡር መስዋእቲ ተኸፈለ  ነቲ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብቲ ተሰዉሉ ውድብ ኣቲኻ ነኸነተግብሮ ነቕ ዘይብል መርገጽ ሒዝና ብጽንዓት ላዓት ታሪኻዊ ሓለፍነት ዓቲርና ነቶም ምሳና ኣብ ተሓኤ ዝራጋረጉን ዝደመዩን መቓልስትና ዝነበሩ ኣብ ጀብሓ ስርርዕና እና ኣስፋሕፋሕና  ክንከይድ ከምዘለና ኣኬባና ኣስሚሩሉ።

ናይ ስራሕ ምስፍሕፋሕ ስርርዕና ኣብ ወርሓዊ ኣኼባና ጸብጻብ እና ሃብና ንሓደሽቲ ገደይም ተጋድሎ ሓርነት ነበር ኣባልነቶም ተሳተፍነቶም ኣስማቶም ናይ ሌላ መግለጽን ርኢቶኣምን ሓሳቦምን እና ተቓባበልና ቶሞኩሮና ብግቡእ እና ተጠቀምና ኣኺባና ዕውት ዝኾነ ኣታሓሕዛ ንቕጽል ከም ዘለና ነቲ ዝጽበየና ዘሎ ሓፋሽ ህዝብና ከነበስር ንፈቱ።

          እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ንመሪሕነት ውድብና ተ.ሓ.ኤ ምስቶም ካልኦት ውድባት ኣብ ተ.ሓ.ኤ ዝነበሩ ካዕበታዊ ርክብ እና ገበረት ተ.ሓ.ሔ ነበር ኣብ ሓደ ንመጻሉ ዘይ ሕለል ጻዕሪ ክትገብር እውን ኣብዚ ኣኼባዚ ለቦዋታት ሓሊፉ።ኣብ መደምደምታ ኣኼባና ውድብና ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ንዮርክ ን October 29/2015 ንሽማግለ ጎስጓሳት ናይ ሰምየን ኣመርካን ከንዳን ክንታሓጋገዛ ከም ዘለና ከም ገደይም ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣኼባና ኣቃልቦ ህብናሉ ተሳተፍነትና ድማ ከነራጋግጽ ከም ዘለና ተሳማሚዕና።

ዓወት ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ

 ዕንወት ንጨኳኒ ስርዓት ህግደፍ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,908,034 وقت التحميل: 0.34 ثانية