ደምዳሚ መግለጺ
ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/
ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ካብ 12-14 ነሓሰ 2013 ኣብ ዘሎ ግዝያት ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ።ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ
ኣኼብኡ'ዚ ንህልዊ ዓለማውን ከባብያውን ሃገራውን ውድባውን ኩነታት ብዕምቆት ገምጊሙ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን።
ውጹዓት ተቓለስቲ
ህዝብታት ኤርትራ!
ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ደግሓኤ ኣብ’ዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተመያየጠሉ፡ ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ’ቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ
ዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ፖለሲታቱን ዝፈሸለ ቁጠባዊ ወፍሩን ቁጠባ ኤርትራ መሬት ዘቢጡ ክሳብ መሰረታዊ ንወዲ-ሰብ ንኽነብር ዘድልይዎ ሃለኽቲ ከም እኽልን ማይን መብራህትን መድሃኒትን
ብቐሊሉ ክትረክብን ከም ኣመራጺታት ክትሽምት እውን ኣብ ዘይትኽእለሉን፡ከም ነዳዲን ናይ ህንጻ መሳርሕታትን እውን ጨሪሶም ኣብ ዝሳኣንሉን ቁርብ ቁራቦ እንተተረኽበ እውን ብኽቡር ዋጋ
ክትሽምት ኣብ እትግደደሉ ተበጺሑ ኣሎ። ምስ’ቲ ሎሚ ዘመን ዝረኤ ዘሎ ዋሕዲ ዝናብን ድርቅን ተደማሚሩ እዚ ዓመት’ዚ ከጋጥም ዝኽእል ናይ ጥሜትን ዓጸቦን ሓደጋ ከቢድ ክኽውን ከም ዝኽእል
ብምግማት ህዝብና መጻኢ ዕድሉ ጸልሚቱ ብጭንቀት ተዋሒጡ መዋጽኦ ስኢኑ ከስተንትን ይርከብ። ብሰንኪ’ዚ እናኣንቖልቖለ ንውድቀት ተሳጢሑ ዘሎ ወድዕነት ሃገርና እዚኻኣ ናብ ስደት ገጽካ
ምምዕዳውን ምውሓዝን ሓደ መልክዕ ናይ ምብትታን ሓደገኛ ተርእዮ’ዚ መጻኢ ወለዶ ናይ ምጽናት ኣንፈት እዩ ዝኽውን ዘሎ። ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ካኣ መዓልቲ መዓልቲ ብኹሉ ማእዝናት
ሃገርና ብርክት ዝበሉ ኣባላት ሰራዊት ዝርከብዎም ሽማግለታት ወለዲ፡ ቆልዑ ዝሓዛ ኣንስቲ፡ ካብ ስድርኦም ተነጺሎም ንበይኖም ዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ህጻናት ፡ ብብዝሒ ናብ ጎረባብቲ
ሃገራት ይውሕዙ ምህላዎም ተገንዚቡ።
እዚ ናይ ስደት ፍልሰት’ዚ ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ብዝገደደን ሓውሲ ወግዓዊ መልክዑ ሒዙ ተዋዲዱን ስፊሑን ዘሎ ናይ ነጋዶ ሰብ ኔትዎርክ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ሰበ ስልጣናት ህግደፍ ዝርከብዎ
ተኣሳሲሩ ዝብገስ ኮይኑ ኣብ ጎራባብቲ ሃገራት ተዘርጊሑ ስደተኛታት ንከብድቲ ሓደጋታት ይቃልዑ ምህላዎም ርእዩ። እዚ ነቲ ብጉቦን ስርቅን ኮንትሮባንዳን ጠስጢሱ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ነቲ
ብድሕሪ ተርኽቦ 21 ጥሪ ናይ ሰራዊት ምንቕስቓስ ኣብ ውሽጢ እቲ ስርዓት ዝተፈጥረ ዘይምትእምማን ጥርዙ ሓሊፉ ክሳብ ኣብ ኣገደስቲ ተሃወስቲ ኢሉ ዝርእዮም ቦታታት ከም ቤተ-መንግስትን
ዜናን ኣገደስቲ ናይ ስለያን ጸጥታን ላዕለዎት ትካላትን ዝርከብዎም ካብ ወጻኢ ጎራባብቲ ሃገራት ዘተኣኻኸቦም ተቓወምቲ ሓይልታት ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቀረባ እሙናት ኮይኖም ክሳብ ኣብዚ
ተሃዋሲ ቦታታት’ዚ ንሓለዋ ዝዋፈርሉ ናይ ቕብጸት ህሞት ምብጽሑ ናይ ኣደባባይ ሚስጥር እዩ ኮይኑ ዘሎ።
ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኼብኡ’ዚ ህልዊ ከባብያዊ ኩነታትና ኣመልኪቱ ኣብ ዝረኣየሉ ስርዓት ህግደፍ ብውሽጡ ቦኽቢኹ ንውድቀት ተሳጢሒሉ ኣብ ዘሎ ወቕቲ ንናይ ወጻኢ ሓይልታት እናተዓስበ
ትርፊ ንምምእራር ካብቲ ተዓሲቡ ዝኽፈሎ ንናይ ዝተፋላለዩ ሃገራት ተቓወምትን ግብረ ሽበራውያን ሓይልታትን ብርክት ዝበለ ገንዘብን ዕጥቅን- መሳርሕታትን መዊሉን ኣዕጢቑን ንርግኣትን ሰላምን
ጎራባብቲ ሃገራት ንምዝራግ ብሓፈሻ ኣብ ኩሉ ቦታታት፡ ብፍላይን ብጽዑቕን ከኣ ናብ ኢትዮጵያ ዘቕነዐ ናይ ምሕማስ ግብረ-ሽበራዊ ስራሓት የካይድ ምህላዉ ተገንዚቡ። ካብ’ዚ ሓሊፉ ከኣ
ንወዲቑ ዘሎ ቁጠብኡ ንምሕዋይን ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምምእራርን ናይ ጎራባብቲ ሃገራት ተቓወምቲ ሓልይታት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጆሆ ሒዙ ዘፋራርሕሉን ሓውሲ ቅሉዕ ናይ ኮንትሮባንዳን ናይ ስለያ
ስራሕን ብጻዕቂ ኣብዘን ሃገራት እዚኣተን እንዳኣካየደ ግብኣተ-መሬቱ ከናውሕ ላዕልን ታሕትን እናተጻፈዐ ናይ ጎራባብቲ ህዝብታትን መንግስታትን ሃብቲ ይብዝብዝ ምህላው ተገንዘበ።
ጀጋኑ ተቓለስቲ ህዝብታት
ኤርትራ!
ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ ኣብ’ዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ኩነታት ደምበ-ተቓውሞ ብሓፈሻ ኤዲኪን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጥን ከኣ ብፍላይ ብዕምቆት ገምጊሙ። ደምበ ተቓውሞ
ብዝተወደበን ዘይተወደበን መልክዓት ግንባራቱን ውድባቱን ስቪካዊ ማሕበረ ሰባትን ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ መንእሰይ ወለዶ ብመንጽር ዝሓለፈ መድረኻት ክረአ እንከሎ ጸረ ስርዓት ህግደፍ ኣብ
ዝካየድ ሰላማዊ ሰልፍታትን ብዝተፋላለየ ፎርማትን እናተወደበ ብስፍሓት ዝዋፈረሎም ዘሎ ተቓውሞታት ዋላኳ ከም ሓደ ሕብረተ-ሰብኣዊ ቀጸላ ገና ቑኑዕን ስነ-ፍልጠታውን ናይ ውደባ ጥበብ ሒዙ
ብሓደ ማሕበር ተጠርኒፉ ብሓደ ኣንፈት ክምክት ኣይኽኣል ደኣእምበር ዘርእዮ ዘሎ ንጥፈታት ዝምጎስን ዝተባባዕን ተግባር ምዃኑ ተገንዚቡ።
ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ቀረባ ግዝያት ኣብ ሕቶ ብሄራውን ሕብረ ብሄራውን መልክዕ ውዳቤታት ዝረአ ዘሎ ምዝባዓት ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ንወድዓዊ ተደላይነት ሕቶ ብሄራዊ መልክዕ ውደባ
ዘናኣእስን ዘህስስን ሓደገኛ ወስታታት ብትኹረት ክግጠም ከምዘለዎ ርእዩ።
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ጠቕላላ ጉባኤኡ ንከመይነት ሕቶ ቀጻልነቱን ሓድነቱን ኣድማዕነቱን ማእከል ገይሩ ንውሽጡን ብኡ መንጽር ንኩነታት ሃገራዊ ባይቶን ብዕምቆት ገምጊሙ ናብ
ዝሓሸ ደረጃ ከሳጋግሮ ዝወሰዶ ውሳኔታትን ጉባኤ ብዓወት ምዝዛሙን መጎሱ ገሊጹ።
ማእከላይ መሪሕነት ኤሃባዲለ ድሕሪ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዘጋጠሞ ውሽጣዊ ዕንቅፋታትን ሕጂ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ ባይቶን ፈጻሚትን ዘጋጥምዎ ዘለው ጸገማትን ብዕምቆት ድሕሪ ፡ ምምዛን ካልኣዊ
ግርጭታቱ ብልዝብ ፈትሑ ናብ ዝሓሸ ደረጀ ከሰጋግር ዘለዎ ሰናይ ትምኒቱ ገሊጹ። ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ መሪሕነት ባይቶን ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ኣስናዳኢት ሽማግለ መዚዙ ዕማማት ሃገራዊ
ጉባኤ ንምዕዋት ተሊምዎም ዘለው መደባት ኣብ ተግባር ንምውዓል ደግሓኤ ካብኡ ዝጥለብ ዘበለ ከማልእ ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ ኣኼብኡ’ዚ ኣረጋጊጹ።
ማእከላይ መሪሕነት ጠንቅታት ናይቶም ዝኽሰቱ ዘለዉ ሽግራት እዚኣቶም ክርኢ እንከሎ ብዙሓት ዝተጣናነጉ ወድዓውን ባዕላውን ጸገማት እኳ እንተሃለው፡ ሓደ ካብቲ ሕመረት ጸገማቱ ዝኾነ
ኤሃባዲለ ፍጥር ክብል እንከሎ ኣትሒዙ እቲ ባይቶ ዝተቐርጸሉ ሕገ ህንጻ ቅርጡው ዝበለ ሕጂ ንእነካይዶ ዘለና መድረኽ ደሞክራስያዊ ተጋድሎ ዘገልግል ዘይኮነስ መንግስታዊ ስርዓተ ቅርጻ ዝሓዘ
ከም ኣብ ዝበዝሐ ሓራ ዝወጸ መሬትን ህዝብን ሃገርን ወይ ኣብ ስደት-ዝቐውም መንግስታዊ ቅርጻ (ባይቶ) ገይሩ ነብሱ ዘቐምጥ፡ ኣብ ከመይነት ኣቃውማን ኣስራርሓን ሓላፍነት ፈጻሚ ቤት
ጽሕፈትን፡ መሪሕነት ባይቶ ስክርታሪያን፣፡ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ዞባታትን ኣቃውመአንን ዝተሓላለኸን ተጋራጫዊ ዝኾነን፡ ከስርሕ ዘይክእል ቢሮክራስያዊ ባህሪ ዘለዎን እዩ። ኣቃውማ ፈጻሚ ቤት
ጽሕፈት እንተኾነ’ውን ንገዛእ ርእሱ ከም ኣፈጻሚ ናይ መተግበሪ ትካል መጠን ቀንዲ ኣካናውና ባይቶ ኣብ ጸብጻብ ኣእትዩ ብቕዓትን ተወፋይነትን ማእከል ገይሩ ዝቖመ ዘይኮነስ ሙሉእ ዓቕሙ
ጸንቒቑ ዳይናሚካሊ ከይሰርሕ ዝገብር፡ ውሑዳት ጥራሕ ምሉእ ግዚኦም ክስርሑ ዝዕድም ንጡፍ(effctive)ናይ ቃልሲ መሳርሒ ክኸውን ዝኽእል ቅርጻ ዘለዎ ኣይኮነን።ኣብ ርእሲ እዚ ጸገም’ዚ
እውን ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ነዚ ጸገም’ዚ ዝያዳ ዝተሓላልኸ ክኸውን ካብ ዝገብሮ ኣብ መንጎ ከልተ ኣኼባታት ባይቶ ዝላዓለ ስልጣን ዘለዎ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ዘይኮነስ መሪሕነት ባይቶ
ምዃኑ ምርኣዩ ነቲ ኣብ መንጎ ሓጋጊን ፈጻሚ ኣካልን ዘሎ ናይ ሓላፍነት ደረታት ክተሓላለኽ ካብ ዝገበሮ ሓደ ምዃኑ፡ በዚ ኣቢሉ ኸኣ ዝተፋላለየ ግንዛቤታት እውን ዝተቐርጸን ይሰርሕ
ምህላውን ሓደ ተወሳኺ ጸገም እዩ።
በዚ መሰረት ኣብ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ መሪሕነት ባይቶን ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ብመሪሕነትን ባይቶ ንኣቦ-መንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ናይ ምውራድ ውሳኔ
ዝተወስደ ይኹን ኣቐዲሙ’ውን ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ኣብ ኣታራጓጉማን ውሳኔን ባይቶ ዘጋጠመ ኣፋላልይ ንናይ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣብ ውሽጣ ምቅይያር ናይ ምግባር ሓላፍነት ዝሰገረ
ብምንባሩ ኩሎም እዚኣቶም ቅኑዕ ሕጋዊ ኣገባብ ኣሰራርሓ ዘተኽተሉ እዮም ኢሉ ኣይርእን። ስለ ዝኾነ ከኣ ቑኑዕ መስኖኦም ሒዞም ክስታኻከሉ እዩ ዝግብኦም ዝነበረን ዘሎን ይብል።ካብዚ ሓሊፉ
ኻኣ ሕጂ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ መሪሕነት ባይቶን ፈጻሚ ቤት ጽሕፈትን ተጋደላይ ዶ/ር ዮሱፍ ብርሃኑ ባዕሉ ብፍቓዱ ድሕሪ ውሳኔ መሪሕነት ባይቶ’ውን ይኹን ክወርድ (Resignation)ኣብ
ዘቕረበሉ ህሞት ነዚ ውሳኔ ሓሳብ’ዚ ኣብ ክንዲ ብወድዓውነቱ ገምጊምካ ቅቡል እንተደኣ ኮይኑ ብናይ ሓባር ምርድዳእ ብኽብሪ ቅቡል ገርካ ብልዙብ ኣገባብ ምቅብባል ተገይሩ ክስገር ዝነበሮ
ኣብ ዘይሕጋዊ ኣገባባት ምኻድን ንዕኡ ዘይምቕባልን ትኽክል ገይሩ ኣይርእን።
ሕጂ’ውን ኣብ ክንዲ ኣብ ሕሉፍ መርገጻት ምድርራቕን ኣብ ብዙሕ ሃጓፋት ዝሓዘ ንቕድሚት ክማዓራረ ዘለዎ ህንጻ ሕጊ ዝራኣዩ ጥሕሰታት ጥራሕ ተንጠልጢልካ ክንዲ ምርኣይን ግዜ ብምብላዕን
ምስሕሓብን ሓቢርካ ብምልዛብ ሓባራዊ መዋጽኦ ምርኣይ እዩ እቲ ዝሕሸ ቕኑዕ መፍትሒ ኣገባብ ዝኸውን ንብል።እዚ መፍትሒ እዚ ‘ውን እንተኾነ ጽገናዊ ግዝያዊ ናይ እንካን ሃባን
(ኮምፕሮማይዝ) መሰጋገሪ ፍታሕ ዝኸውን ደኣምበር ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቕስናዮ ሕመረት ሱር ናይ’ቲ ሽግር ዝፈትሕ ገይሩ ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ ኣይርእን።
ከምዚ ስለ ዝኾነ ኸኣ’ዩ ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ እዚ ባይቶ ቆይሙሉ ዘሎ ቅርጻ ኣወዳድባ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ክጋብእ ናብ ምስንዳእ ዝኸይድ ዘሎ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ነቲ ድሮ ተፈጢሩ
ዘሎ ናይ ኣተሓሳስባን ኣወዳድባን ፍልልያት ብልዝብ ኣጻቢቡን ለዊጡን እዚን ካልኦትን ምትዕርራይ ዘድልይዎ ሱር ነቀል ብዝኾነ መንገዲ ቅርጻ ኣወዳድብኡ ነዚ ዘለናዮ መድረኽ ደሞክራስያዊ
ተጋድሎ ብዘገልግልን ብዘየሻሙን መንገዲን ምትዕርራይ እንተዘይተገይርሉ ባይቶ ስሉጥ (effective) ቅልጡፍን ኣድማዕን ናይ ቃልሲ መሳርሒ (መካኒዝም) ግንባር ክኸውን ኣይክእልን እዩ
ኢሉ ይኣምን።
ውጽዓት ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ!
ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ ኣብዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ውድባዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝርኣየሉ ኣብ ዝተፋላለየ ዓውደ መዳያት ዝተኻየዱ ስርሓት ብዕምቆት ገምጊሙ። ሓያልን ድኹምን ጎኒ ኣለልዩ
ኣብ ድኹም ጎንታት ዝያዳ ትኹረት ብምሃብ ክማዓራረዩ ዘለዎም ኣመዓራርዩን ኣሕዲሱን ናብ ዝሐሸ ደረጃ ክሳጋገሩ ዝኽእሉ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉ። ንምዕዋት ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ
ደግሓኤ እውን ኩሉ ዘድሊ ናይ ምስንዳእ መደባት ንምፍጻም ከዋድድን ምስ ጭቡጥ ንነብረሉ ዘለና ኩነታት ተጣዓዒሙ ክካየድን ወሲኑ።ኣባልና ንናይ ውድብናን ንናይ ክልቲኡ ግንባራትናን ዕማማት
ደሞክራስያዊ ተጋድሎና ኣብ ምዕዋት ከይሰልከየ ብተወፋይነት ዘካየዶም ንጥፈታት ኣሞጒሱ።
ብፍላይ ውድብና ኣብዚ ዓመትዚ’ውን እንተኾነ ንካልኣይ ግዜ ብዓወት ንዘሳላሰሎ ፖለቲካዊ ትምህርትን/ኮርስ/፡ ብጽንዓትን ተወፋይነትን ኣብ ቅድመ ግንባር ዝቃለሱ ንዘለው ናይ ፕሮፖጋንዳን
ምልዕዓልን ዕጡቓት ኣሃዱታትናን ዘድሊ ናይ ገንዘብን ማተርያልዊ ቀረባትን ክማላኣሎም ዘካየድዎ ጎስጓሳትን ዘወፈይዎ ቁጠባዊ ደገፋትን ማ/መ/ ልዑል ሞጐሱ ገሊጹ። ከይሰልከዩ ብቐጻሊ
ከሕይልዎ እውን ኣዘኻኽሩ። ከምኡ’ውን ብተበግሶ ውፍያት ኣባላትናን ደገፍቲ ግብረ-ሰናይ ማሕበራትን ውልቀ ሰባትን ብዝለገስዎ ረድኤት ኣብ ናይ ግብረ-ሰናይ ስርሓት እናነጠፉ ኣብ ዝተፋላለየ
መደበራት ስደተኛታት ንዝርከብ ጽጉም ህዝብና ክልግስዎ ዝጸንሑን ዘለውን ሓገዛት ሕጂ’ውን ዝቕጽልዎ ዘለው ልዑል ሞጐሱ ገሊጹ። ማእከላይ መሪሕነት ነዚ ሰናይ ተበግሶ እዚ ኣዕዚዞም
ክቕጽል’ውን ኣተባቢዑ።
ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ንደሞክራስያዊ ተጋድሎና ንምዕዋት ኣብ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ ክገብርዎ ዝጸንሑን ዘለዉን ደገፋት ከምኡ’ውን ንስደተኛ ህዝብና ብቐጻሊ እናተቐበሉ ዝገብርዎ
ምትእንጋድን ሓገዝን፤መንእሰያትና ኣብ ሃገሮም ዝተሓረሞም ትምህርቲ ተስፋ ከይቆርጹ እናኣተባብዑ ክሳብ ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ዩንቨርስቲ በብዓመቱ እናተቐበሉ ክገብርዎ
ዝጸንሑን ዘለዉን ሓገዝ ሕጂ’ውን ኣብዚ ዓመት’ዚ ከየቛረጹ ክቕበልዎም ዝገብርዎ ዘለው ምስንዳእን ምትሕግጋዝን ማእከላይ መሪሕነት ልዑል ምስጋንኡ ኣቕሪቡ።
ኣብ መደምደታ ማእከላይ መሪሕነት ካብ መንጎኡ ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ፈጻሚ ኣካል ብምምራጽ ኣኼብኡ ብዓወት ዛዚሙ።
ዓወት ንደሞክራስያዊ ተጋደሎ ህዝብና!
ውድቀት ንጸረ ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ!
ዓወት ንሓርነታዊ ቓልስና!
ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስዋኣትና!
ማእከላይ መሪሕነት ደግሓኤ
14 ነሓሰ 2013
,我々 はすべて本物クラッチは高値、公然されていない場合、大きな心配に沿って、あらゆる部分によって示しますその本物のハンドバッグがあります。プラダ _ _。その後することができます何もすべてで私のような場合間違いなくになる子供の機能している母と包括的な時間のキャリアを提供し、現金財布のための深刻な量を投資したくないし、柔軟性ルーチン ポケット ブックの負荷になることを最終的にはほとんどと言われて、それにもかかわらずあなただけ彫る非常にレディース ハンドバッグを真に現代的な部屋、さらに、web ショッピングで偉大な手数料と掘り出し物のつもりで卸売価格で本物の製品を通して、お得を研究して、。添付、そしてボーダーの中で知ったベルクロの 2 つのエッジの間では、することによって重要な袋のフックの使用。別の場所に正確に同じ手順最初反対若い子袋の反対側にマジック テープの 1 つの 50 % を完了します。ファブリックに関するベルクロ テープを配置するより少なく複雑な端が袋のファブリックに接続されている型を確認します。HCG ことができます。タグ: 参照してください、不一致、ガンツヒル マシンについてホームを通じてを取得する簡単: ロレッタ Dangelo |2013 年 7 月 8 日 - 地球上どのようなは、多数の食事を消去重量について、WomenIf あなたの要請を決定する困難な時期があるテープとして彼らは既にタクシーもロックを検討します。チケット: 月、確かに、tinyMan の腹と上腕二頭筋と上腕三頭筋再編を通じて: ロレッタ Dangelo |2013 年 7 月 5 日までおい腹部演習と胃 ReshapingLift、ストレート、我々 のシステムを置くことを 10 について保持する 15 の瞬間を与えます。
カシオ 時計 アウトレット
トレーニング ビデオ、だけ続けることは以来の機能その通訳より若い伝えず生命線のため表情豊かなパフォーマンスに依存します。それは我々 は本当にできるパフォーマンスにいくつかのミスを作るとき、実際に気づくしようとしているはまだケアと注意が必要です。あなたは頻繁にそれらボイス トレーナーこの作家をズタズタにリッピング後に何が起こったか疑問に思います。業界内の最も安いオファーを取得するこの方法の男性。ルイ ・ ヴィトン老舗のロゴであり、市場内の予見可能な将来商品を時々 もたらします。たびに色合いと関連する任意のデザインを発表、することができます小売店通常場合に発行されますと削減と対照をなしてサンプルの世話します。永続性人の忍耐は、起業家を持っているように、ビジネスも属性場合行くタフな進歩します。しかし、タオルで投げるときにべきであるか。終わり、プロバイダー作る何が追跡する方法ですか?ときに我々 は 80 年代にビデオ店を実行されていた、時間は我々 がされていた場合、上司を閉じるに来ていたを知っていた私は私の幸福の援助の変更を望んでいた。非常に映画私の心酔のポンド、コストが高かったようビジネスを支持します。エントリは Google を接続して信じられないほどになっているオペレーティング ・ システムの米国サプリメント セグメント。過去の経験豊富なアップルのリーダーシップが前述がそれを失っている、それは。
, ブルガリ キーケース

カルティエ 指輪
,キャンバス製品だけでなく多目的が強く、耐久性もために最適です。これらの袋は泳ぎに行くために大きい、容量の大きなメンテナンス バッグおむつとしてピクニックを取る収まります。、さらに多くの環境行政の間で人気のある現代日グリーン イニシアチブ キャンバス製品がゆっくりと紙取得バッグを言うまでもなく最も人気のあるプラスチックを交換しています。インターネットはそれらの 1 つそのような革命に革命を起こした関連人類可能性がありますので、すべてのもの。今日のあなたのショッピングに関連付けられている最も普及した形態はオンライン ショッピングのどの人または女性の力を使用すると見なされますなる他のものによって世界のあらゆる部分から、彼の方にちょうど置かれるオフィスまたは町の。おそらく多くの多量でほとんどの特定の製品が含まれる利用できるオンライン ストアがあります。多くのオンライン ブランド彼らにパーソナライズされたすべての作品、個人的なタッチを与える仕上げまで強調しないので最高の Vuittons に欠けているが失敗を再生します。良い作品を通常クランキングの餌食に模造品またはレプリカ変更オフ取る gps 本物。模倣者のどれもが今まで Vernise バルジと服の近くに来ない。だから、訪問した ve 夏月を見越してプロモーション トートバッグを与えます。それなら、この素晴らしい !難しさは時に;今いくつかの楽しみを持っている必要があります。
, ポールスミス アウトレット
ベッツィ ショーだけでママの話で掲示される以前の時間来たかなりロケット バーガンディーやメルロー ワインのまぶしさ。絶対にあなた専用の健康または喜びのあなたのバンドルの健全性について心配した場合常に、医者およびヘルスケアの様々 な大会で満たす必要があります。前にプライバシーの見積もりとサービス条件を勉強してくださいサイトを使用します。記録ラベル: giam かもしれない nhanh、giảm、giam かもしれない nhanh 迅速に化学 n nhanhNo 大騒ぎ貴重品の重量損失間で北アメリカによって: ブレント荷馬車の御者 |2013 年 7 月 8 日 - を剃ることを愛するなら 10 失う重量または 50 ポンド、それを行う勉強好きかもしれない方法。戻る中庭としてあなたの家からも、あまりにもテレビ対 PC 不要;この計画ヨガ指示に関連付けられている巨大なナレーションを生成し、ポーズの画像を提供します。ブルートゥースで私の意見のための機能もあります。彼らはまた優秀な誕生日プレゼントは、ホステス、付属またはが好きです。この記事は、それは可能なオフラインの印刷の上に完全なチェック アウト両方の作家のウェブサイトの名前に関して提供される発行が含まれています。著作権法は区の作成者です。
, paul smith 財布