Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ &#477
أخبار

ER Democratic Allaince 012 A.jpg

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካልኣይ ጉባኤ

መናእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ስዊዘርላንድ ይሳተፍ ኣሎ።

HUSSIN KHALIFA 2ed Ja 013.jpg

ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ተ. ሑሴን ከሊፋ ረቡዕ ምሸት ዕለት 02 ጥሪ 2013 ኣብ ካልኣይ ጉባኤ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ስዊዘርላንድ ንምስታፍ ከም ተበገሱ ትማሊ ዕለት 03 ጥሪ 2013 ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ክኣቱ እንከሎ ኣቶ ዑስማን ዓሊ ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ኣቶ ኢብራሂም መሓመድ ሓላፊ ፊናንስ እቲ ምንቅስቓስን  ከም ዝተቐበልዎ ተፈሊጡ።

እዚ ዑደት ድማ ብኣሰናዳኢት ሽማግለ እቲ ጉባኤ ከም ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንተ. ሑሴን ከሊፋ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ መኽፈቲ እቲ ጽምብል ተረኺቡ ናይ ደገፍ መልእኽቲ ንከመሓላልፍ ምዃኑ ተሓቢሩ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ ክንሕብረኩም ምዃንና ብኣኽብሮት ክንገልጽ ንፈቱ።

ክፍሊ ዜና

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን

04/05/2013

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,913,321 وقت التحميل: 0.45 ثانية