Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብምኽንያት ልደትን ሓድሽ ዓመት 2013 ዝ&
أخبار

ER NAT COUCELL EX OFFICE.jpg

ብምኽያት ልደትን ሓድሽ ዓመት 2013 ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ብቐዳምነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትና ሃይማኖት  ንተቓለስትን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ እንቓዕ ንብርሃነ ልደትን  ንሓድሽ ዓመተ 2013 ዓ/ም ብሰላም ኣብጻሓኩም ዮሃና ኣንዳበልና ፡ ትሰናበት ዘላ ዓመተ 2012 ህዝብና ኣብ ትሕቲ እዚ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዘሕልፎ ዘሎ መሪር ሂወት ብፍላይ መናእሰይ ኤርትራ  ንዝረኽብዎ ዘለዉ  ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ናይ ስደት ሓሳረ መከራን  ዚያዳ ማንም ግዜ ከፊኡ ምህላው በቲ ሓደ ወገን ፡ ኣንጻር እዚ ገባቲ ስርዓት ከነካይዶ ዝጸናሕና ቃልሲ ድማ ናህሪ ብምውሳኽ  ብዙሓት ፖለቲካዊ ሓልታት ሓድነተን ብምድልዳል  ናይ ዲሞክራሲያውያን ሓይልታት እናደልደለ ተሳትፎ ዜጋታትና እና ሰፍሐ ዝኸደላ ዓመት ምንባራን'ዩ።   ካብዚ ሓቀኛ ክውንነት ብምምርኳስ  ንሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ እንቕበለሉ ዘለና እዋን፡  ኤርትራ ሃገርና  ሰላምን ፍትሕን ማዕርነትን ዝሰፈና ብልጽግቲ ዲሞክራሲያዊት ሃገር ንኽትከውን እነካይዶ ዘለና ዲሞክራሲያዊ ቃልሲ፡  ዚያዳ ዝዓዘዘን ብኹሉ መዳይ ንዕወተሉን ዓመት ከምዝኸውን ንኣምን፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ድማ ዕምሪ እዚ ገባቲ ስርዓት  ንምሕጻርን ፍትሓዊትን  ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምህናጽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ተወዲቡን ዓሲሉን እጃሙ ከበርክትን ሓላፍነቱ ኽወስድን ይጽውዕ፡ ዓመተ 2013  ኩሎም ሰናይ ባህግታትና ዝፍጸሙላ ዓመት ከምእትኸውን ኣይንጠራጠርን ። ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት !!            

                       ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና!

ብሓባር ምእንቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ !

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ !

30 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም

 

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,428,983 وقت التحميل: 0.29 ثانية