Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
10/10/1445 (18 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብምክንያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር &#463
أخبار

ER NAT COUCELL EX OFFICE.jpg

Melas Z Codolence A.jpg

ብምክንያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ

ናይ ሓዘን መግለጺ

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት

ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክርሲያዊ ለውጢ

ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ለይቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰመዓና ሓዘን ንገልጽ።

ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንኢትዮጵያውያን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ እቲ  ደላይ ሰላምን ብልጽግናን ኣፍሪቃዊ እውን ብቐሊሉ ዝረኤ ኣይኮነን

ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ እቲ ንሱ ዝመርሖም ውድባት ህወሓትን ኢህወደግን ኣብ መሰል ርእሰ ውሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ነቕ ዘይብል ቅኑዕ ምርገጽ ክሕዙ ዝነበሮ ታሪኻዊ ተራ ብኣኽብሮት ንዝክሮ። ኣብ መንጎ መንግስታት ናይ ክልቲኡ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ጎንጽታት ብዘየገድስ ኣብ መንጎ ህዝብታት ናይ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ሕውነታዊ ዝምድና ናብ ንቡር ቦትኡ ክምለስ በብእዋኑ ከተኣታትዎ ዝጸንሔ ቅኑዕ ፖሊሲታት ብኣድናቖት ንገልጽ።

ኢትዮጵያ ብመሪሕነት ቀናማይ ሚንስተር መለስ ዜናዊ ከተረጋግጾ ዝጸንሐት ቅልጡፍ  ኩሉ መዳያዊ ምዕባሌ ኣብ ኣፍሪቃ ካብተን ከም ኣብነት ክግለጻ ዝኽኣላ ሃገራት ኣብ ዓለም ድማ ዝጸንሔ ናይ ድኽነት ተምሳል ኣናቐየረት ከምዝመጸት ብኣንክሮ ክንዕዘቦ ዝጸናሕና እዩ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ዘተኣታተዎ ቅኑዕ ፖሊሲታት በቲ ዝገደፎ ዱልዱል ፓርቲ ኢህወደግ ክቕጽል ከምዝኽእል ዘይንጠራጠር እኳ እንተኾንና ኣብዚ እዋን እዚ ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ሓዘን ብቀሊሉ ዝረኤ ኣይኮነን እሞ ናይ ኩሉ ደላይ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ኢትዮጵያዊ ተኻፈልቲ ሓዘን ምዃንና ንገልጽ።

በዚ ኣጋጣሚ ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።

ሕውነት ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ንዘልኣለም ይንበር

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

21 ነሓሰ 2012

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,263,107 وقت التحميل: 0.18 ثانية